አብ ወረዳ አፅቢ ወንበርታ ጣብያ እ/ስለሴ ናይ ደ/ገ/ቅ ስላሴ ህንፃ መስርሒ ኮሚቴ ተጀሚሩ ጠጠዉ ኢሎ ዘሎ ህንፃ ንምምዝማ ንደረጃ 6ተ ልዕሊኡን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

አፅቢ ወንበርታ ጣብያ እ/ስለሴ ናይ ደ/ገ/ቅ ስላሴ ህንፃ መስርሒ ኮሚቴ

1 ተጫረቲ ቅድሚ ሕዚ ብተመሳሰሊ ፕላን ናይ ቤተክርስትያን ስራሕ ልምዲ ከቅርብ ዝክእል

2 ተጫረቲ መክብሪ ጨረታ ካብቲ ዋጋ 5% ዉስና ካብ ዘለዎ ባንኪ ስፒኦ የትሕዙ

3 እቲ ጨረታ ብዝተፈላለዩ ካዛብዕ ዝፍትኑ ተጫረቲ እቲ ኮሚቴ ካብ ጨረታ ወፃኢ ገየሩ ዘትሓዝዎ ትሕጃ ናብ ናይቲ ቤተክርስቲያን ከዝና አታዊ ይግበር

4 ተጫረቲ ድሕሪ ናይ ጨረታ ሳጥን ምክፋተ ጨረታ ኣይሳተፍን ምባል ኣይፍቀድን ከምኡ ዝበለ ድማ ዘትሓዝዎ ትሕጃ ናብ ናይቲ ቤተክርስቲያን ከዝና አታዊ ይግበር

5 ዘቅረብዎ ዶክመንት ሽሞምን ኣድራሸኦምን ሕታሞምን ክስፍሩ አለዎም

6 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉን 15 መዓልቲ ይከዉን

7 ናይዚ ሰነድ ዝርከበሉ ዝሸየጠሉ ቦታ

  • ኣብ ኣፅቢ ሃለቃ ካልአዩÂ Â Â Â Â Â Â Â Â Â Â Â Â Â Â Â ስቁ 0914310124
  • ኣብ ዉቅሮ ኣይተ ሕሸ ክንደያÂ Â Â Â Â Â Â Â Â Â ስቁ 0914009537
  • ኣብ መቀለ ኣይተ ኣባዲ ግርማይÂ Â Â Â Â Â Â Â ስቁ 0914300037 ኮይኑ

ዘይምለስ ብር 300 ብምክፋል እቲ ሰነድ አዩም

8 ካብ በኣልኣቶም ከማልእዎ ዝግባኦም ነገራት

  • ሚክሰር
  • ቫይብሬተር
  • ኮምፓክተር
  • ዲናሞ ምስ ናይ ማይ ትቦ
  • ንኮንትራክት ዘድልዩ ንብረታት ከምዝለዉዎ ዝክእል

9 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/10/2008 ዓም ሰዓት 5:00 ተዓሺጉ ሽዑ ሰዓት 5:30

10 እቲ ኮሚቴ ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ ስለ ዝኮነ ክግደደ አይክእልን

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልክታት ቁፅሪ 0314300037 /091413951 /0914310124 ደዊሎም ይሕተቱ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo