ማይጨዉ ፓሊቴክኒክ ኮሌጅ አብ 2008 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፈርኒቸር ኣቑሑት ማለት እዉን Chair with arm rest በዝሒ 300 up holstered chair በዝሒ 160 metal file cabinet በዝሒ 20 ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንምግዛእ ተጨጫረቲ ይዕድም

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ማይጨዉ

1 አብ 2008 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ንነጋዶ ዘዉሃብ መለለዩ ቁፅሪ/TIN/ ናይ መቅረባይነት ወረቐት ምስክር ንተወሳኪ እሴት ታክስ/VAT/ ተመዝጋቢ ንምካኑ ምስ ዋንኡ ዝተገናዘበ ቅዳሕ መረዳእታ ክቅርቡ

2 ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2008 ዓም ዲክለር ዘገበረሉ መረዳእታ ከቅርበ ዝክእል

3 ኣብ ጨረታ ዝሰዓረ ምካኑ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ ተኸታታሊ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ተከታታሊ 15 መዓልቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ኣብ ማይጨዉ ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ከረክብ ዝክእል

4 ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መክበረ ጨረታ ብር 3000 /ሰለስተ ሽሕ/ ብጥር ገንዘብ ወይ ኣፍልጦ ካብ ዝረከበ ሀገራዊ ባንኪ /CPO/ ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ ሰዓራይ ርቲ ተፈሊጡ ጦም ዉዕሊ ምእስሩ እቲ መክበሪ ጨረታ ንብዓል ዋና ተመሊሱ ይኸዉን

5 ማዕረ ዋጋ ዝሰዓሩ ተጫረቲ ን2 ጊዜ ዋጋ ከሞልኡ ይግበር ሀዚዉን ማዕረ እንተወፂአም ን3ይ ጊዜ ዕጫ ዝፍለዩ

6 ዉዕሊ ንምእሳር ፍቃደኛ ዘይኮነ ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ዘትሐዞ ገንዘብ ይዉረስ ብተወሳኪ ድማ ኣብቲ ትካል ንዘብፅሖ ምጉልእላእ ተሓታታይ ይከዉን

7 ሰነድ ጨረታ ካብ 30/9/2008 ክሳብ 14/10/2008 ዓም ካብ ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ቢሮ ቁፅሪ 4 ብነፃ ምዉሳድ ከምትክእሉ እንዳተሓበና ብናይ ባዕልካ ቅጥዒ ምምላእ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይገብር

8 ተጫረቲ ዝመልእክምዎ ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ቢሮ ቁፅሪ 4 ዝተዳለወ ሰንዱቅ ካብ ዕለት 30/9/2008 ክሳብ 14/10/2008 ዓም ሰዓት 400 ምእታዉ ትክእሉ

9 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347770028

10 ንደቀቅትን አናእሸተን ትካላት ቅድሚያ ንህብ

11 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብምሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo