ኒኮላስ ሮቢንስን ቤት ትምህርቲ ንዘበን ትምህርቲ 2008 ዓም ናይ መወዳእታ መፅሄት(year book) ዲዛይንን ሕትመትን ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኒኮላስ ሮቢንስን ቤት ትምህርቲ

እዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ተጫረቲ አብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ንግዲ ፍቓድ ናይ 2008 ዓ/ም ዘሐደስኩምን ቫት ሪፖርት ናይ ወርሒ መጋቢት ዘቅርቡን

3 VAT ወይ TOT ዝተመዝገብኩም

4 ናይቲ ጠቅላላ ዘእተዉዎ ናይ ጨረታ ዋጋ 2% CPO ብሰም ኒኮላስ ሮቢንሰን ቤት ትምህርቲ ከትሕዙ ዝክእሉ

5 ቅድሚ ሕዚይ ዝሰርሕዎ ስራሐቲ ብእዋኑን ብፅሬትን ከምዘረከበ ዝተዉሃቦም ምስክር ወረቀት

5 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለሰ 50.00 /ሓምሳ ቅርሺ/ ብምክፋል ካብ ዕለት 22/09/2008 ዓ/ም 29/ 09/08 ዓ/ም ምዕዳግ ዝክእሉ

6 ጨረታ ዕለት 30/09/08 ዓ/ም ሰዓት 3:50 ተዓሺጉ ዕለት 30/09/08 ዓ/ም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉዎ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ተጫረቲ ጨረታ ደኩመንት አብ ዝእትዉሉ

  • ጨረታ ሰነድ ኦርጅናል ምስ ኮፒ
  • CPO ኦርጅናልÂ Nicolas ኒኮላስ

7 ጨረታ ሰነድ ዝገዝአሉ ናብ ቤት ትምህርቲ ገንዘብ መቀበሊ ደረሰኝ ኮፒ

8 ንግዲ ፍቃድ ምዘገባ መቅረባይ ቲን ቁፅርን ቫት ወይ ቲኦቲ ኮፒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ገይሮም ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሰንዱቅ ጨረታ የእትዉ

9 አብዚ ዝተዓሸገ ፖስታ ሽም ተጫራታይ ብግልፂ ክፀሓፍ እቲ ዝተዓሸገ ፖስታ ኦርጅናል ን ኮፒ ተባሂሉ ክፀሓፍ አለዎ

10 አብ እዋን ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሉ እንተዝይቐሪቡ እቲ ጨረታ ሰነድ አይክፈትን ወይ እቲ ሰነድ አብ ዘየለኹሉ ይከፈት ዝብል አብቲ ዝተዓሸገ ፖስታ ይፀሓፈሉ

11 ኻልእ ተጫራታይ ኣብ ዝቀርብ ዋጋ ተደሪኩ ዋጋ ምቅራብ ካብ ጨረታ የሰርዝ እዩ

12 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

             ኣድራሻና ዓዲ ሽምዱሑን ኒኮላስ ቤት ትምህርቲ

             ንዘበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 01 59 / 03 44 40 61 86

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo