ንካልኣይ ግዘ ዝወፀ ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ናይ ኤለክትሪክ መብራት ብግልፂ ጨረታ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ

በዚመሰረት

  1. ዝትሐደሰናይ 2008 ዓ/ም ንግዲፈቃድዘለኩም::
  2. ብመቕረባይነት ዝተመዝገብኩም::
  3. ናይግብሪካፋላይመፍለይቁፅሪ/TIN/Â መረዳእታ ክተቕርቡ እትኽእሉ::
  4. ቫት ዝተመዝገብኩምን ናይ ቀረባ ወርሒ ዲክለር ዝገበርኩምን መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
  5. ተጫራቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር /specification/ መሰረት መሊኡ ዘቕርብ ክኸዉን አለዎ::
  6. መቅረብቲ ካብ ዕለት 18/ 09/ 2008 ዓም ክሳብ ዕለት 2/10/ 2008 ዓ/ም Â 30.00 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድን ኣብዘተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይካአል::
  7. መኽበሪ ጨረታ 6000 /ሽዱሽተ ሽሕ/ Â ብ CPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅደሚ እቲ ፖስታ ምኽፋቱ ክትሕዙ አለዎም::
  8. ጨረታ ዝዕሽግሉ ዕለት 2 /10/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸቡ ይክፈት::
  9. ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይረኺቦም እዉን እቲ ጨረታ ንምክፋት ዝዓግቶ የለን
  10. ጨረታ ዝፀንዐሉ ግዜ እቲ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለትÂ ጀሚሩን 45 ናይ ስራሕ መዓልቲ እዩ::
  11. ቤ/ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይም ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሐለወ እዩ::
  12. ተጫረቲ እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ደሚሮም አብቲ ቤ/ፅሕፈትና ኣብ ዘዳለዎ ሰነድ ድልየት መግለፂ ጥራሕ ይኮዉን::
  13. ነብሰ ወከፍ ገፅ ማሕተም ናይ ድርጅቱኩም ከዓርፎ ኣለዎ ::

ኣድራሻ ሓዱሽ ህንፃ ኤጀንሴ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ጎኒ ቤት ትምህርቲ መርሲ ፋይናንስን ህንፃÂ 1ደብሪ ቑፅሪ 105 ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን::

N.B ተጫራታይ/ ሰዓራይ/ መጀመሪያ ቅድሚ ንብረት ኣታዊ ምግባሩ ሳምፕል ከቅርብ አለዎ

  • ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪÂ 0344402860 ምርካብ ይካኣል:

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo