ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ-ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈት ጥዕና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ስለ ዘደለና ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር

ቁፅሪ-047/ት/ፋ/ክ/ዓ

ዕለት -14/08/2017ዓ.ም

ናይ ፕሮፎርማ ምልክታ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ-ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈት ጥዕና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ስለ ዘደለና ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም።

ተ/ቁዓይነት ንብረትመፍለይመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
1ናይ መኪና ጎማ265/70R17 ትራንግልን ተመሳሰሊብቁፅሪ04

መታሓሳሰቢ

ተወዳደርቲ ከመልእዎ ዘግባእ

1- ማሀተም ዝዓረፎ ፖሰታ

2- ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ካብ ዕለት 14/8/2017 ክሳብ ዕለት 16/8/2017ዓ/ም ሰዓት 11፡30

3- ተወዳደርቲ ናይ መቅረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበን ቲን ቁፅረን መረዳአታ ከቅርብ ኣለዎ፡፡

4- ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኹም ፡፡

5- ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 17/8/2017 ዓ/ም ንጎሆ ሰዓት 3፡30

6- ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ ስለ ዘገልግል ዕደጋ ፈፃምን መቅረብትን ዝፍሩሙሉ ዓምዲ ኣየህልዎን።

7- ካብቲ ዘዳለናዮ ስፐስፊኬሽን ወፃኢ ምምላእ ፈፂሙ ተቀባልነት የብሉን።

8- ቤት ፅሕፈትና ዝሕሸ አማራፂ እንተረኺቡ አዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

9- ኣድራሻና ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል ታሐተዋይ በሪ ፡፡

10- ንተወሳኺ ሓበሬታ ብ ስልኪ ቁፅሪ 0344418437 ደዊልካ ምሕታት ይክእሉ።

መብርሂ-ኣብ ልዕሊ እቲ ዝተዓሸገ ፖስታ ብላዕሊ ተጠቃሚ ቤት ፅሕፈትን ዓይነት ንብረትን ይፃሓፈሉ፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo