ይሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ጫማ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ይሓ ሪል እሰቴት ሓ/ዝ/ው/ማ

ግልፂ ጨረታ ዕድጊት ጫማ

ተ.ቁዓይነትመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
1ጫማ ደቂ ተባዕትዮፅምዲ20ብሳምፕሰ መሰረት
2ጫማ ደቂ ተባዕትዮፅምዲ01ብሳምፕሰ መሰረት
3ሴፍቲ ጫማፅምዲ02ብሳምፕስ መሰረት

መምርሒ ተጫረትቲ

1. ናይ 2017 ግብሪ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል

2. ናይ ግብሪ ከሩሲ መስስ ቁፅሪ (TIN) ሰርቲፊኬት ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእስ

3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ሰርቲፊኬት ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእልን

4. እቲ ዝምላእ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ወደ ዘይሓወሰ ምዃኑ ብንፁር ተዘይተቀሚጡ ምስቫቱ ከምዝኾነ ርዱእ ደገበር

5. ውሕስና መኽበሪ ጨረታ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ መስዘዚ ክፍስት ቸክ (ሲፒኦ) ብር 5,000 ብስም ትካልና ከትሕዝ ዝኽእል

6. ሰነድ ጨረታ ዘይምስስ ብር 100 እናኸፈልካ ካብ ትካልና 6ይ ደብሪ ቁፅሪ 8 ምውሳድ ይከኣል

7. እዚ ጨረታ ካብ ዕስት 14/8/2017-20/8/2017 ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሐ በቲ ዕስት ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ፤ ተጫረትቲ ወደ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ሰዓት 5:00 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ይሓ ሲቲ ሰንተር ህንፃ 6o ደብሪ ቁፅሪ 8 ይኽፈት::

8. ሰዓራደ እዚ ጨረታ ውዕሊ ካብ ዝኣሰ · ዕስት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 26 መዓልቲ በቲ እነቅርቦ ሳምፕስ መሰረት ፅሬት ዘስሦ ጫማ ናብ ትካልና ንብረት ክፍሊ 6 · ደብሪ ብናይ ባዕስ መጓዓዓዝን መሰል ወፃኢታትን የረክብ

9. ሰዓራይ እዚ ጨረታ ሰዓራዊነቱ ካብ ዝተገስፀሱ ዕስት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ውዕሊ ተዘይኣሲሩ ዘኽበሪ ጨረትኡ ናብ ትካልና ኣታዊ ዴግበር

10. እቲ ቤት ዕዮ ነቲ ጨረታ ብስሕ ይኹን ብከፋስ ናደ ምስራዝ መሰስ ዝተሓስወ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ጎኒ ዋና ቤት ፅ/ት ደደቢት ማ/ፋይናንስ ናብ ዝርከብ ድርጅትና መፂእኻ ምሕታት ይከሳል፣ቁፅሪ ቴሌፎን 0344404253

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo