ኦዲት ንምክያድ ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ
መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስ/ሕ/ስ/ ማሕበር ናይቲ ማሕበር ሓፍቲ ናይ ኦዲት ስራሕ ዝሰርሕ ኦዲተር ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ናይ መወዳደሪ ረቂሓታት እተማልኡ ካብ ዕለት 01/11/2014ዓ/ም ክሳብ 30/10/2017 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ኦዲት ንምክያድ::
ዝድለዩ ረቋሒታት:-
• በዚ ሞያ ናይዚ ዓመት ዝተሓደሰ ሕጋዊ ናይ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ/ዋ/
ተ.ቁ | ዓይነት ሰነድ | መዐቀኒ | በዝሒ |
---|---|---|---|
1 | ናይ ኣታዊ ሰነድ | ኣቃፊ | 8 |
2 | ናይ ወፃኢ ሰነድ | ኣቃፊ | 3 |
3 | ካልኦት ናይቲ ማሕበር ሃፍቲ | ንብረት | |
ድምር | 11 |
• ቲኦቲ /ቫት/ ዝተመዝገቡ:
• ቅድምሕዚ ኣብ ዝተፈላላዩ ትካላት ኦዲት ዘካየድኩም መረዳእታ እተቅርቡ
• ናይቲ ማሕበር ኦዲት ንምክያድ ቲኦቲ /ቫት/ ሓዊሱ ብናይ ባዕልኹም ዋጋ መቕረቢ መሊእኹም ናይ ትካልኹም ማህተም ገይርኹም ክተቅርቡ እትክእሉ ንግዲ ፍቃድኩምን ቲንን ፎቶ ኮፒ ኣታሓሒዝኩም ካብ 14/8/17 ክሳብ 28/8/2017 ዓ/ም ኣብ ብሎክ ረ ገዛ ቁፅሪ 307 ብፓስታ ኣሽኩም ንክተቅርቡ ንዕድም:
• ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/8/2017 ዓ/ም፥
• ጨረታ ዝከፈተሉ ዕለት 29/8/2017 ሰዓት 4:00
መብርሂ:- ነዚ ጨረታ ዘድልዩ ሓበሬታታት ንምርካብ ኣቐዲምኩም ኣብ ቤት ፅሕፈት ብሎክ ረ/E/3 ደብሪ ገዛ ቁፅሪ 307 ምሕታት ትኽእሉ::
መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕ/ስ/ማ
ቀዳማይ ወያነ ዋዛ ስራሕ ዕሕፈት
034-441-53-16