ምልክታ ፕሮፎርማ
ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወ/ዴ/ተምቤን ካብ ናይ ልምዓታዊ ሴፍትኔት በጀት ዝቕነስ ሞተር ፓምፕ ናብ ከተማ ሃሰላም ብናይ ባዕሉ መፅዓኒ መራገፍን መጎዓዐዝን ዝሓወሰ ብምልክታ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ተ/ቁ | ዝርዝር ንብረት | መዐቀኒ | በሒ | ነ/ዋ | ጥ/ጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ማይ ሞተር | ቁፅሪ | 80 | Nozzle size -2 ench ነዳዲ ናፍጣ ዝትወስድ | ||
2 | ሻራ/delivery hose | ሜትሮ በዓል 50 | 80 | |||
3 | ቸፖላ/section hose/ | ሜትሮ በዓል 6 | 80 |
መተሓሳሰቢ
❖ መቕረባይ ሰዓራይ ምኻኑ ምስተነገሮ ውዕሊ ክኣስር ዝኸእል
❖ ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩምን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ድክለር እተቕርቡን
❖ TIN Number& ዝተሓደሰ ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነትን ዘቕርብ '
❖ መቕረባይ በቲ ዝተነፀረ ስፐስፊክሽን መሰረት ዘቕርብ'
❖ እዚ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ዘይኣመነሉ ነገር እንትፍጠር ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ'
❖ እዚ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ 09/08/2017 ዓ/ም ክሳብ 20/08/2017 ዓ/ም ይኸውን
❖ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/08/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00
❖ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት 20/08/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30
❖ ሰነድ ዝውሰደሉን ዝኸፈተሉን ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን