ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ግልጋሎት ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለወጥጫ ሕትመትን ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ፡፡

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ

/ፕሮፎርማ ቑፅሪ- 5 /2017

ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ዝመልእዎ መወዳደሪ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ግልጋሎት ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለወጥጫ ሕትመትን ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ ምኻንኩም ንገልፅ፡፡

➢ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ፣

➢ ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ/IN/ ዘለዎ ምኻኑ መረዳእታ ዘቕርብ ፣

➢ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል።

➢ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ቢሮ ፍትሒ ብምቅራብ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ብሙሉእ ክትገብሩዎ ነተሓሳስብ። ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽምን ፊርማን፣ ኣድራሻን ናይ ትኻልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 07/08/2017 ዓ/ም ክሳብ 09/08/2017 ዓ/ም 5፡00 ቅ/ሰዓት ክተቕርቡ/ክትወዳደሩ ትኽእሉ፡፡

➢ እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 09/08/2017 ዓ/ም ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 5፡30 ቅ/ሰዓት ይክፋት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ንብረት ምምሕዳር ቢሮቑፅሪ 317ይኸፈት፡፡

➢ ቢሮና ኣብ ዘዳለዎ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ክምላእ ይግባእ፡፡

➢ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ከም ዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ።

➢ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

➢ ሰዓራይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀለ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

➢ ኣብ ናይ መንግስቲ ዕደጋ ከይወዳደር ብቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ዝተኣገደ እግዱ ከይተልዓለሉ ክወዳደር ኣይኽእልን።

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034440 8714 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ፕሮፎርማ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለወዋጫ ዝርዝር ተደላይ ነጋዶ ዝመልእዎ መወዳደረ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ

ተ.ቑዓይነት ንብረትእስፔስፊኬሽንመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
ብርብር
1Maintenance toolkit magnitude PS-p15ብስፐስፊኬሽንቑፅሪ01
2Network toolkit PS-p15ብስፔስፊኪሽንቑፅሪ01
3Big Electrical blower RYODELብስፐስፊኬሽንቑፅሪ01
4San disk orginal 64GBብስፐስፊኬሽንቑፅሪ03
5External HDD Transcend 1 teraብስፐስፈኬሽንቑፅሪ01
6USB Hab Port 7ብስፐስፊኬሽንቑፅሪ01
7Bag cherki (ቦርሳ ጨርቂ) adidasብስፐስፊኪሽንቑፅሪ01


ፕሮፎርማ ናይ ሕትመትን ዝርዝር ተደላይ ነጋዶ ዝመልእዎ መወዳደረ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ

ተ.ቑብሕብሪ ቀለምዓይነት ንብረትእስፔስፊኬሽንመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
ብርብር
1ናይ ዋኒናት ፀሓፊት ፍቓድ መውሃቢብሳምኘል1ይ ደረጃብቑዕሪ30
2ትካል ፍቃድ ግልጋሎት ጥብቕናብሳምፕል1ይ ደረጃብቑፅሪ300

ሽም-

ምስ ሰላምታ!

ፌርማ

ዕለት-

ስልኪ ቑፅሪ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo