ትካልና ንስራሕተኛታቱ ኣብ ከባቢ ኩሓ ኣይናለመን ሰበዓ ካሪ ካባቢኡን ናብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ግልጋሎት ሰርቪስ ንጉሆን ምሸትን ኣብፂሒካ ምምላስ ሰርቪስ አገልግሎት እትዉዕል ቀዳማይ ደረጃ ሃርፉ ሚኒባስ ተካሪዩ ብጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ብምእሳር ከስርሕ ይደሊ

ፋብሪካ መሰቦ ስሚንቶ
  • · ንጉሆ መእታዊ ካብ ሰዓት 1:30 ንጉሆ ካብ ሰብዓ ካሪ: 22 :ቀልቀል ደብሪ መብፅሒ ቦታ ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሰዓት 2:00
  • · ምሸት ሰዓት መዉፂኢ ካብ ሰዓት 11:15 መበገሲ ቦታ ካብ ፋብሪካ መብፅሒ ቦታ ቀልቀል ደብሪ : ሰብዓ ካሪን : 22ን
  • · በፂሕካ መልሲ ከሎሜትር 40
  • · ንጉሆ መእታዊ 1:30 ንጉሆ  ካብ ሰብዓ ካሪ : ደንጉር ቻይና ካምፕ መብፅሒ ቦታ ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሰዓት 2:00
  • · ምሸት ሰዓት መዉፂኢ ካብ ሰዓት 11:15 መበገሲ ቦታ ካብ ፋብሪካ መብፅሒ ሰብዓ ካሪ : ደንጉር ቻይና ካምፕ
  • · ንጉሆ መእታዊ ካብ 1:30 ንጉሆ ኩሓ : ኣይናለም መብፅሒ ቦታ ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሰዓት 2:00
  • · ምሸት ሰዓት መዉፂኢ ካብ ሰዓት 11:15 መበገሲ ቦታ ካብ ፋብሪካ መብፅሒ ኩሓ : ኣይናለም

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ

2 ብባዕል ሚዚ እቶት ዝተፈቀደሉ ቅብሊት ከቅርብ ዝክእል

3 ብዝምልክቶ ኣካል ዝተፈቀደሉ ሕጋዊ ቅብሊ ዘለዎ

4 በቢሮ መጎዓዝያን ክልልን ትግራይ ብማሕበር ተወዲቦም ደረጃ ብቅዓት መኪኖም ቀዳማይ ደረጃ ምካኑን ምዝጋበ ፍቃድ ዝተወሃቦም

5 ንሰራሕተኛታት ሰርቪስ ኣብዝህብሉ እዋን ዝኮነ ዓይነት ቴክኒክ ብልሽን እንተጋጥም ብህፁፅ ካሊ ሰርቪስ ክትክእ ዝክእል

6 ናይ ጨረታ መከበሪ 10000 ብመልክዕ ስፒኦ ወይ ብካሽ ከትሕዙ ዝክእል

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነዶም ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክሳብ ዕለት 29/4/2025 ኣቆፃፅራ ኣዉሮፓ ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋ ቀረብን ከተቅርቡ ይክእሉ

8 እቲ ጨረታ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ናይ ንጎሆ ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓት 4:15 ናይ ንጎሆ ይክፈት ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅሪቦም ዋላ ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት

9 ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342410085  0344405806

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo