አካዳሚ ኣሠራርሓ መስስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ሰ/ፋይናንስን ናይ መኪና ጌፃጌፅ/ኮምፎርን መራገፅን ናይ መኪና ጎማን ብፕ/ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ::

አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ

ምስ.ፕር/ቑፅሪ 02/07/2017

ዕለት: 25/7/2017 ዓ/ም

ምስክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

አካዳሚ ኣሠራርሓ መስስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ሰ/ፋይናንስን ናይ

1. መኪና ጌፃጌፅ/ኮምፎርን መራገፅን

2. ናይ መኪና ጎማን

ብፕ/ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ:: በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቛሕታት እተማልኡ ንኽትወዳደሩ ይዕድም::

መምርሒ ተጫረቲ

ስስዚ ኣብዚ ጨረታ ከትወዳደሩ አትደልዩ ተጫረቲ ከተማልእዎ ዝግባእ ረቛሒ፡

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰን በቢናይ ባዕስ ዘርሬ ንገዲ ፍቓድ ዘቕርቡ፣ቲን-ናምበር ፣ መቕራባይነትን ዘለኩም መረዳእታ ፎቶ-ኮፒ ከተቕርቡ ትኸእሱ

2. ተጫረቲ ኣካዳሚና ብዘቐመጦ ዝርዝር መግስፂ(specification) መሰረት ናይ ዋጋ መግስፂኹም ብዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ ካብ ዕስት 25-29/7/2017 ዓ/ም 2oፎቕ ዳ/ዕ/ሩይናንስን ቢሮ ቑፅሪ 15 ክሳብ ስዓት 4:30 ኣብ ዘሱ ጊዜ ናብ ኣካዲሚ ኣመራርሓ መስስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ ኣታዊ ክትገብሩ ትኸእሉ።

3. ተጫረቲ አትወዳደርዎም ናይ መቕረቢ ዋጋኹም ክትገልፅዎም ዝገባእ ኮይኑ እዚኦም ከይገስፀ ዋጋ ጥራሕ ንዝመስሽ ግን በቲ ኣብ ፕሮፎርማ ጨረታ ዝተገስፀ ስፔስፊኬሽን መሰረት አትገደዱ ምዃኑ ተፈሊጡ ዋግኡ ክመፅእ ይግባእ፣

4. እቲ ፕ/ጨረታ ዕስት 29/7/2017 ዓ/ም ቅድሚ ስዓት 4፡30 ተዓፅዩ በዚ ዕስት4፡45 ኣብ ኣካዳሚና 2ፎቕ ዳ/ዕ/ሩይናንስን ቑፅሪ ቢሮ 15 ይኽፈት

5. ሰዓራይ ዝኾነ ትካስ ዝስዓር ንብረት ስዓራይ ምዃኑ ካብ ዝፈስጠሱ ዕስት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ናብ ኣካዳሚና ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ብስፔስፊኬሽን መሰረት ኣታዊ ክገብሩ ኣለዎም

6. እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ተጫረቲ ትካላትን ኣካዳሚናን ከምውዕሊ ኮይኑ የገልግል፡፡ ኣድራሻ፣ ከተማ መቐለ ቀበሌ 17 ድሕሪ ማረት ኣስፈሀት ህንፃ ሶሎዳ ኮሌጅ ዝነበረ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ቁፅሪ 0914169568/093965358/ 0983536588 ደዊስካ ምሕታት ይካኣል እዩ፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo