ምልክታ ጨረታ ሓራጅ አብ መንጎ ብዘሎ ናይ አፈፃፀም መስርሕን ሰራሕተኛን ክትዕ ጉዳይ ኮይኑ ብሽም ኢትዮ ብረታ ብረት ኢንጅነርንግ ግሩፕ ንብረታት ክሽወጡ::

ክፍለ ከተማ ዓይደር ቤት ፍርዲ

ምልክታ ጨረታ

አፈ/ኸሰስቲ-እኒ ወ/ሮ ትብለፅ 354 ቁ ሰባት

አፈ/ተኸሳሲ-ኢትዮ ብረታ ብረት ኢንጅነርንግ ግሩፕ

አብ መንጎ ብዘሎ ናይ አፈፃፀም መስርሕን ሰራሕተኛን ክትዕ ጉዳይ ኮይኑ ብሽም ንብረታት

ዓይነት ንብረትበዝሒሞዴልስርያል ቁፅሪመበገሲ ዋጋ
ኤክስከባተር(xcmg)1Xc370cXcmg10370704668000,000
ኤክስከባተር1Xcmg370cXMG137JBCT04888000,000
ዊል ኤክስካቫተር JON YANG1GYL61914108203000000

እዞም አብላዕሊ ዝተጠቐሱ ዝርዝር ንብረታት ዝጫረት ሰብ እንተሃልዩ ንዕለት 2/08/2017 ዓ/ም ካብ ሰዓት 4:00 ክሳብ 6:30 ቐትሪ አብቲ ናይ ተኽሳሲ ትካል ዝርከበሉ ከተማ ውቕሮ ንክትቐርቡ ጨረታ ዘሸነፈ ሰብ ናይ ዘሸነፈሉ 25% ወድያው አብቲ ጨረታ ከም ዘትሕዝን ዘተረፈ ደማ አብ ዝቅፅሉ 15 መዓልትታት ጠቅሊሉ ከም ዝከፍል ፈሊጡ አብቲ ዝተጠቀሰ ቦታን ሰዓትን ተረኪቡ ንክጫረት ክፍለ ከተማ ሰሜን ወረዳ ቤት ፍርዲ ኣዚዙ አሎ

ውፅኢት ጨረታ ፍላጥ ዕለት 2/8/17 ዓ/ም ሰዓት 8 ንክቐርብ ቤት ፍርዲ አዝዙ ኣሎ።

ውፅኢት ቦታ ከተማ ውቅሮ አብ ናይ ተከሳሲ ትካል ኢትዮ ብረታ ብረት ኢንጅነርንግ ግሩፕ

ካብ ሰዓት 4:00 – 6:30 ቀትሪ ይከውን

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo