ዋና ቤት ፅሕፈት ምስንዳ ጋዜጣ ወይን ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ቐወምቲ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪ /Tin/ : ዝተሐደሰ መቅረባይ ሰርቲፌኬት: VAT ተመዝገብቲን ንናይ ዝሐለፈ ወርሒ ቫት ዲክለሬሽን ዘቕርብ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍከሽን ካብ ቤት ፅሕፈትና ክፍሊ ፋይናንስ ምምሕዳር ኣብ ምድሪ ቢሮ ቁፅሪ 8 ካብ 16/09/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

3 ጨረታ መክበሪን ብር 3000 ብመልክዕ ጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተርኦፍ ክሬዲትን ከትሕዝ ዝክእል/ትክእል

4 ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈትና ንብረት ክፍሊ ከረክብ ዝክእል/ትክእል

5 ጨረታ ዕለት 30/09/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 30/09/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 አብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኽፈት

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጀናልን ሐደ ኮፒ ዝተዓሸገ ፐስታ ኣብ ላዕሊ ብዝተጠቀሰ ናይ ፅ/ቤትና አድራሸን አብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ከእትዉ አለዎም

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ኣድራሻ ጉና ህንፃ ዋና ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን ቢሮ ቁፅሪ 8 ልዕሊ ኣክሱም ሆቴል እዩ

9 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 47 67 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ

Â

Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo