ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን አብ ዘበነ 2008 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ ዘርኢ መኖ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን

ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ክሳተፉ እትደልዩ ሕጋዉያን ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ተቁ

ዓይነት ዘርኢ መኖ

መዐቀኒ

በዝሒ

ተጫረቲ ዝመልእዎ ናይ ሐደ ዋጋ

ጠቅላላ ዝመልእዎ ዋጋ

1

ላብላብ

ኪ/ግራም

1000

Â

Â

Â

Â

2

ላሕሚ ዓተር

ኪ/ግራም

1000

Â

Â

Â

Â

3

ሮዳስ

ኪ/ግራም

500

Â

Â

Â

Â

Â

  1. አብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/ Specification/ መሰረት ብምግባር ንክትሳተፉ ይዕድም
  2. በቲ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ
  3. ባዕሉ ተጫራታይ አብ ዝወፀÂ እስፐስፊኬሽን ምዉሳክ ምቅናስ ምስራዝ አይከኣልን
  4. እዚ ግለፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::
  5. ንሐደ ደኩመንተ ዘይምለሰ ብር 50 /ሓምሳ ብር/ ከፊሉ እቲ ጨረታ ሰነድÂ ካብÂ ቤ/ ፅሕፈትና እቶት ኤጀንሲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ብምዉሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ እቲ ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 15/09/2008 ዓ/ም ክሳብ 29/09/ 2008 ዓ/ም ኮይኑ ዋንኡን ኮፒኡነÂ ብሰምዒ ወይ ዝጠንከረ መጣበቂ ተዓሺጉ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክልተ ኮፒ ሓደ ኦርጅናል ብምምፃእ ነዚተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል
  6. ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 30/09/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ኮይኑ በዚ ዕለትሰዓት 9:00 ድማ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉለ ይክፈት መክፈቲ ቦታኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን::
  7. ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን ብር 3000/ ሰለስተ ሽሕ ብር/ ብ CPO ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ::
  8. እቲ ግለፂ ጨረታ ናይ በዓለ ዋና ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ
  9. ተጫራታይ መፅዓንን መራገፍን ትራንፖርት ሓዊሱ ናብ ወ/ቆላ ተምቤን ቤ/ት ፅ/ት ሕ/ገ/ልምዓት ከብፅሕ ዝክእል
  10. እዚ ግልፂ ጨረታ ቤ/ፅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወእዩ
  11. እዚ ግልፂ ጨረታ እዚ ከም ሕጋዊ ዉዕሊ የገልግል
  12. ናይ 2008 ዓም ሙሉእ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን
  13. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪÂ /ቲን ካርድ /Â ዘለዎን ናይ መቅረባይነት መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእልን ቫተ ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለረሽን መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእል::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁÂ Â Â 0344460052 / 0344460116

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo