ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ

ምልከታ ፕሮፎርማ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

P.R ቁፅሪተ.ቁዓይነት ንብረትመለለዪመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
356381መጋፍያቑፅሪ50
2ናይ ስሚንቶ ሼንኬሎቑፅሪ80
3ሜትሮ ባዓል3ሜትርቑፅሪ12
4ሜትሮ ባዓል30 ሜትርቑፅሪ4
5ገመድ ናይ ነዳቂጥቅላልቑፅሪ12
366446ማፍያባዓል 10 ሊትሮቑፅሪ5
365877ጀሪካንባዓለ 10 ሊትሮቑፅሪ50
8ጀሪካንባዓል 20 ሊትሮቑፅሪ30

ክማልኡ ዝግብኦም ረቋሒታት

* ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፤ቲን ናምበርን ሻት እንተሃልይኩም ቫት ሰርትፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ።

* እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/ፐOT/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ

* ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቅሓ) ክህብ ኣለዎ

* ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሸጉ ክመፅእ ኣለዎ

* ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 03/07/2017 ክሳብ ዕለት 05/07/2017 ሰዓት 11:00

* ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 06/07/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይኸውን

* ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

* ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቅን ፕሮፎርማ ምውሳድን ይካኣል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo