ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወቀይሕ ተኽሊ ኣብ ባጀት ዓመት 2017ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ናይ አይርሽ ኤይድ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ወረዳ ቀይሕ ተክሊ አብ ክልተ ጣብያታት ዳባኖውን ሳንታ ገለበዳን 45 መዓልቲ ዕድመ ዝገበራ ጫጨት ደርሁ : ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት አቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ፋይናንስ ወረዳ ቐይሕ ተኽሊ

ቁፅሪ /ወ/ቀ/ተ/ክ/ሰ/ዕ/ን ምም/ር}4/02/2017 

ዕለት 0 2 /07/2017ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

• ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዞባ ማእኸል ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ወ/ቀይሕ ተኸሊ

• ኣብ ርእሲ ዋኒኑ ንምግላፅ ከም ዝተፈተነ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወቀይሕ ተኽሊ ኣብ ባጀት ዓመት 2017ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ናይ አይርሽ ኤይድ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ወረዳ ቀይሕ ተክሊ አብ ክልተ ጣብያታት ዳባኖውን ሳንታ ገለበዳን 45 መዓልቲ ዕድመ ዝገበራ ጫጨት ደርሁ : ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እታማልኡ መቕረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

• ኣብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/Specification/ ምስራዝ ምድላዝ ምቅያር/ ኣይፍቀድን።

• ናይ 2017 ዓ/ም ሙሉእ ግብሪ ዝኸፈለን ንግዲ ፍቓድ ሕዘደሰን ተመዝገብቲ ተወሳኺ እሴት ታክስ /ቫት/ ኮይኖም ብእዋኑ ናይ ወርሓዊ ዲክለረሽን ሪፖርት ዝገበርሉ ዋንኡን ምሰ ሓደ ኮፒ መረዳእታ ካቅርብ ዝኽእል።

ዝተሓደሰ መቅረባይነትን ንግዲ ፍቃድንናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ካርዲ ቲን ቁፅሪ ዘለዎ

• እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማን ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ክህልዎ ኣለዎ ።

• እዚ ግልፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዎ ይኸፈት በቲ ዝተብሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘይለውሉ ዝኸፈት ምዃኑ።

• ናይተን ጫጩት ዕድመ 45 መዓልቲ ዝገበራ ምኻነን ካብ ፋርም ዝወሃሉ መዓልቲ መረጋገፂ መረዳእታ ደረሰኝ ዘቅርብ "

እዘን ጫጩት ናይቲ ከባቢ ወረዳ ቀይሕ ተክሊ ኩነታት አየር ፀባይ ተላሚደን ዝዓበያን ወይ 45 መዓልቲ ክሳብ ዝገብራ ብበዓል ሞያ ክትትል ናተገበረለን አብቲ ወረዳ ባዕሉ አዕቢዩ ናብቲ ዝተመረፀ ቦታ ወይም ጣብያ ከቅርብ ዝኽእልን

እተን 85% ተመሳሳሊ ክድደትን ቁመትን ሕብርን ዘለወን ክኾና አለወን ። ተመሳሳሊ ክብደት ዘለወን ማለት ክብደተን 450 ግራምን ልዕሊኡን ክኾና አለወን::

• አብ ሓደ መዓልቲ ዕድሚኤን ናይ HB1.Gumboro And Mareks አብ ፋርም ዝተኸተባ ምኻነን አብ 10ይ መዓልቲ ዕድሚኤን ናይ ላሶታ ኩለን ዝተኸተባ ምኻነን አብ 14 መዓልቲ ዕድሚኤን ናይ ጉመቦሮ ዝተኸተባ ምኻነን አብ መበል 21 መዓልቲ ናይ ላሶታን አብ 28 መዓልቲ ናይ ፎውልፖክስ ክትባት ዝወሰዳ ምኻነን ብበዓል ሞያ መረጋገፂ መረዳእታ ዘቅርብ

• ካብ መጀመርያ ጀሚሩ ብዝምልከቶ በዓል ሞያ ናተከታተለን ዝዓበያ ምኻነን መረጋገፂ መረዳእታ ዘቅርብ ስዓራይ ምዃኑ ምስ ተፈለጠ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያን መፅዓንን መራገፍን ገይሩ ናብ ወረዳ ቀይሕ ተኽሊ ጣብያ ዳባነውን ጣብያ ሳንታ ገለበዳ ማእኸል መሰልጠኒ ሓረስቶስ ከቅርብ ዝኽእል

• ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ ቀይሕ ተኽሊ ከ/ስ/ዕ/ን/ ምም/ርን ብምውሳድ እቲ ጨረታ ሰነድ ብዝግባእ መሊኡ ክወዳደር ዝደሊ።

• ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኸውን ብር 10,000 /ዓሰርተ ሽሕ ቅርሺ ከትሕዝ ዝኽእል ። ጥራሕ ብopo ወይ ብጥረ ገንዘብ

• ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 03 / 07 /2017 ዓ/ም ክሳብ 09/07/2017 ዓ/ም ሰነድ ጨረታ ዝሓዘ ፖስታ ብዝግባእ ዓሽጉ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታው ይከኣል።

• እቲ ጨረታ ዕለት 09 / 06 /2017 ዓ/ም ልክዕ / ስዓት 4፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ስዓት 4:45 ቅድሚ ስዓት ይክፈት ዝኸፈተሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ቀይሕ ተኸሊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳር ቀፅሪ ውሽጢ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለውሉ ይክፈት ። ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ምክፋት ኣይተኣጓጎልን ። ዝቀረበ ናይ ጨረታ ዋጋ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን45 መዓልቲ ፀኒዑ ዝፀንሕ ይኸውን "

• ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ በጀቱ ሪኡ 20% ሚኢታዊ/ ክውስኸን ክቅንስን ይኽእል እዩ ።

• ስዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ 10% መኽበሪ ውዕል አትሒዙ ውዕል ክኣስር ዝኽእል።

• ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ከይዲ ስራሕ ዕን ምም/ርን ወ/ቀ/ተኽሊ እዚ : ጨረታዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙልእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

❖ ተወሳኺ ሓበሬታ÷ 0924486312 ደዊሎም ምሕታት ይኽእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo