ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዛታ ንኣብያት ዕዩ እቲ ወረዳ ኣገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈትን :ንኣቅሑት ሕትመት : ንኣቅሑት ፅሬት : ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ: ንናዉቲ ቢሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዛታ

1 ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ኣብ ናይ 2017 ዓም በጅት ዓመት ዝተትሓዘሉ ንምጭራት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ 26/6/2017 ዓም ክሳብ 10/7/2017 ዓም ቀደሳምን ሰንበት ሓዊሱ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዛታ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ከምትክእሉ ይሕብር

2 ናይ ተጫረቲ ሽምን ኣድራሽን ማህተምን ክትግብሩ ይግባእ

2 ተጫረቲ ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ

3 መለለይ ከፈላይነት ግብሪን : ናይ 2017 ዓም ወረቀት መቅረባይነት ዝሐደሱ

4 ተመዝገቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ ናይ ሰለሰተ ወርሒ ሒሳበ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅረቡ ዝክእሉ

5 መከበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈትን 5000 ቅርሺ :ንኣቅሑት  ሕትመት  3000 ቅርሺ: ንኣቅሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ : ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 15000 ቅርሺ :  ንናዉቲ ቢሮ 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ዘትሕዝ

6 መዓደጊ ሰነድ ንነብስወፍ 200 ብምግዛእ ክትወዳደሩ ትክእሉ

7 ተጫረቲ ሰዓራይ ምስተፈለጠን ናይ ቅሬታ ግዜ ምስሓለፈን ኣብ ዉሽጪ ሐደ መዓለቲ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

8 ናይ ንብረት መረከቢ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዛታ ይከዉን

9 እቲ ጨረታ 11/7/2017 ዓም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከለቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት

10 እቲ ቤት ፅሐፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0921585928

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo