ትካልና ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዓይነት ቢሪንግ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ፋብሪካ መሰቦ ስሚንቶ

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ: ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይ እዉን ቲኦቲ ዝተመዝገብሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

 2 ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ ጨረታ ቅድም ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብመልክዕ ስፒኦ ካሽ ንባንኪ ጋራንቲ ብስምዒ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ከትሕዙ አለዎም

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ኣብ ሒሳብ ክፍሊ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

4 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረብቲ ሰነድ ጨረታ ብስምሺ ብዝተዓሸገ ፖስታ ፋይናንሻል ክልተ ኮፒ ማለት እዉን ኦርጅናልን ኮፒን ቴክኒካል ክልተ ቅዳሕ ኦርጅናልን ኮፒን ክሳብ ዕለት 16/7/2017 ዓም ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋ ቀረብን ከተቅርቡ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ 16/7/2017 ሰዓት 4:00 ናይ ንጎሆ ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓት 4:30 ናይ ንጎሆ ይክፈት

6 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅረቢም ዋላ ብአካል ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት

7 ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342410085 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo