ኣብ ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሪዝደንት ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳር ግልጋሎት ዝርከቡ ንቤት ፅሕፈታትን ካቢኔ ሲክተሪያትን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ከም ኮምፒተር ላፕቶፕ ፕሪንተር ወዘተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

1 ኣበዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ብንግዲ ዘፈርኩም መሰረት ናይዚ ዘመን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ምዝገባ ቲን ናምበር : ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓተ ክሳብ  07/7/2017 ዓም ሰዓት 11:30 አብ ዘሎ ናይ ስራሕ ግዜ  ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 3 ክሳብ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ከፊልኩም ብመዉሳድ  ክትጫረቱ ንዕድም

ንፉሉይ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344406451 / 0914706215

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo