ፕሮፎርማ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ብርጅስቶን ጎማ ንክትዕድግ ሰለዝደለ
ፕሮፎርማ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1. ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::
2. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::
3. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 25/06/2017 ዓ/ም -28/06/2017 ዓ/ም ይከውን::
4. ናይ ፕሮፎርማ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 28/06/2017ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 28/06/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::
5. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪ ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::
6. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ እናመፃ ምውሳድ ትክእሉ::
ተ.ቁ | ዓይነት ንበረት | በዝሒ | ፓርት ናምበር | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
---|---|---|---|---|---|
1 | ናይ መኪና ብርጅስቶን ጎ | 05 | 205 R16 /697 |