ምልክታ ፕሮፎርማ
ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 20/06/2017ዓ/ም ክሳብ 24/06/2017ዓ/ም ኣብ ውሽጢ 3' ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፓስታ ናብ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 268ንክተቕርቡ ንዕድም፡
✓ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ዝተሓድሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቅርቡ ትኽእሉን፤
ዓይነት ንብረት | መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ ብር | ጠቕላላ ዋጋ ብር | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|
ናይ ኮምፒዩተር ወረቐት | 8ዐ ግ ባዓል 500 ሹት 210*297mm ISO 9001 | ዶስጣ | 50 |
✓ ቲን ቁፅሪ (TIN No) ዘለዎን ከትሕዝ ዝኽእል፤
✓ ብመቅረባይነት ዝተመዘብኩም፤
✓ ዘቅርቦም መረዳእታ ነኒሕድ ሕድ ፎቶ ኮፒ ጌሩ ከቕርብ ዝኽእል፣
✓ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ይቁፀር፤
✓ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምውሳድ ብናትና መቅረቢ ዋጋ መሊኡ ከቅርብ ይግባእ፤
✓ ፓስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 24/06/2017ዓ.ም ንግሆሰዓት 4፡00፤
✓ ፖስታ ዝኸፈተሉ ዕለት 24/06/2017ዓ.ም ንግሆ ሰዓት 4:30፤
✓ ሰዓረይ ዝኾነ መቕረባይ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ንብረት ኣታዊ ክገብር ዝኽእል፤
✓ ኮሚሽንና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ምዃኑ፤
✓ ፐሮፎርማ ኣብ ዝኸፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ዝኽእሉ ምዃኖም፤
✓ ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ( ኮምፕሌክስ ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 268 ንርከብ፤
ስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 44 17