1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድ: ናይ መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ : ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን
2 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ዘቅርብ
3 ደረጃ 3 ልዕሊኡን ናይ ማይ ሰራሕቲ ፍቃድ ዘለዎ
4ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ዕደጋ ክፍሊ ቀዳማይ ደብሪ ክፍል ቁፅሪ 02 ብምምፃእ ካብ 18/6/2017 ዓም ክሳብ 2/7/2017 ዓም ዘይመለስ 1000 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 2/7/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ይክፈት
5 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344407335 0914755845