ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ተሽከርከርቲ ተካርዩ ክሰርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ዋጋ ከኣ ዝፈሊ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎ ክምዝገብ ንዕድም፤

ኢንተርፕይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ

ቑፅሪ፡ደ/ከ/ስ/ዕ/ምም/ን/19/2017

ዕለት፡- 13/06/2017 ዓ/ም

ቀጥታ ክራይ መሳርሒ ዝወፀ ምልክታ

ንኹልኹም መቕረብቲ ክራይ ንእሽተይ መኪና

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ተሽከርከርቲ ተካርዩ ክሰርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ዋጋ ከኣ ዝፈሊ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎ ክምዝገብ ንዕድም፤

ተቁዓይነት መሽንናይ ስራሕ መጠንበዝሒ መኪናናይ ሰራሕ ቦታዝነኣሰ ተደላዪ ውፅኢትነዳዲ ብ በዓል መ/ትግራይ ኮይኑ ናይ ሓደ መዓልቲ ዋጋ ሻት ዘካተተመብርሂ
1ስቴሽዋገን (Station wagen) እሽተይ መኪና150 መዓልቲ2ኣብ መቐለ ዋና ቤ/ፅሕፈት በዓል መዚ መንገድታት ትግራይ፣ ኣብ ኩሉ ፕሮጀክታትን ዝስራሕ መንገዲ ነቲ ፕሮጀክት ውዕሊ ዘሃበና ተቖፃፃሪ (Supervision) ንምግባር፣• ንፊልድ ስራሕ ኣገልግሎት
ትህብ ኮይና እንተነኣሰ ሽፌር ከይሓወሰ 4 ሰብ ትፅዕን ፣
• እታ መኪና ደረጅኣ ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ትርከብ ማይን ደሮናን ዘይተእቱ ትኸዉን ኣለዋ ፣
• ብናይ ኢንተርፕራይዝ ቴክኒሻል ( በዓል ሞያ ) ብቕዓቱ ምስተረጋገፀ ናብ ስራሕ ክትዋፈር ትኽእል፣
3,000.00


1. ነዚ ኣብ ላዕሊ ተዘርዚሩ ዘሎ ዓይነት መሳርሒ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን እንዳቐረብኩም ሪፖርት ክትገብሩ ንሕብር፤

2. መሳርሒ መቕረብቲ ኣግባብነት ዘለዎ ብግልፂ ዝንበብ ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቓድ፣ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቑፅሪ ፣ ናይ ንግዲ ዘርፍን (መቕረባይ) ካሊእ ኣድላይ መረዳእታን ዘቕርብ፤

3. እተን መሳርሕታት ዝተሓደሰ መንጃ ፍቓድ፣ 3 ወገን፣ ሊብረን ካላውዶን ዝገበራ ምዃንን መረዳእታ ዘቕርብ ፣

4. እተን ክራይ መሳርሒ ኣብ መቐለ ዋና ቤ/ዕ/ ኢ/ስ/መ/ትግራይ ወይ ናብቲ ዝተጠቐሰ ፕሮጀክት ኣትየን ፅርየተን ምስተረጋገፀ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ወሲዱ ስራሕ ንምጅማር ቕቡል ዝገብር፤

5. ካብቲ ተተሚኑ ዘሎ ዋጋ ቀኒሱ ዘቕረብን ከምኡ እዉን ቀዲሙ ዝተመዝገበ ተወዳዳራይ ቕድሚያ ብምሃብ ውዕሊ ኣሲሩ ናብ ስራሕ ክዋፈር ይግበር፤

6. ናብ ስራሕ ቦታ(ፕሮጀክት) መኸድን መምለሲን ነዳዲ ብመካረዪ ዝሽፈን ኮይኑ ኣብቲ ስራሕ ቦታ ምስ ኣተዋ ግን ብኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ይሽፈን፤

7. እቲ ኢንተርፕራይዝ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

ሓበሬታ እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/06/2017 ዓ/ም እስካብ 15/06/2017 ዓ/ም ስዓት 6:00 ቅድሚ ስዓት

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo