ቢሮ ምህዞን ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ንባዩቴከኖሎጂ ዝውዕል ላፕቶፕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ፡:

ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ

ን2 ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ምህዞን ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ንባዩ ቴከኖሎጂ ዝውዕል ላፕቶፕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ:: ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ካብዚ ንታሕቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትኽእሉ ምዃንኩም ንሕብር ፡፡

ዝርዝር ግልጋሎትዝርዝር ምግለፂ/SPECIFICATIONመዓቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
1HP-ENVY
ላፕቶፕ ኮምፕተር
1. 14th generation

2. Hard disk 1 tera SSD

3. RAM-16GB

4. Core | 7 ultra (7)

5. 360 degree rotation

6. Size 14.1 inch

7. with inter- graphics

8. Bluetooth 5.3 smp IR camera

9. Wifi 60
ቑፅሪ01


መተሓሳሰቢ

➢ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኹም

➢ በቲ ሓዱሽ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል

➢ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ

➢ ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓትን ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተመዝገበሉ : I : ፎቶ ኮፒ ከትሕዝ ዝኸእል ::

➢ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/06/2017 ዓ/ም ክሳብ 17/06/2017 ሰዓት 11፡25 ድ/ቀትሪ ክተቕርቡ ትኽእሉ

➢ ኣብ ስቶርኩም ዘየለ ንብረት ምውድዳር ኣይፍቐድን ''

➢ ሰዓራይ ዝኾነ መቅረባይ ሰዓራይነቱ ምስ ፈለጠ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ውሽጢ 2 ናይ ስራሕ መዓልቲ ከረክብ ዝኽእል ፡፡

➢ ቢሮ ካብ ዘዳለዎ ሽምን መፍለይ ቑፅርን ወፃኢ ፂሒፉ ዝተረከበ ተወዳዳራይ ተቀባልነት የብሉን ::

➢ እቱ ንብረት ብናይ ቢሮና በዓል ሞያ ምሰ አረጋገፆ ቅብል እዮ ምስበለ ኣብ ሓደ መዓልቲ ውሽጢ አታዊ ይከውን ኣታዊ እተዘይ ገይሩ ተወዳዳራይ ተቀባልነት የብሉን ::

➢ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል ''

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቑ 0344 404161 ምድዋል ይከኣል/

ኣድራሻ ዓዲ ሓቂ ጎኒ ደደቢት ማይክሮፋይናንስ ቢሮ አካለ ጉድኣት 5ይ ደብሪ ቢሮ ቑፅሪ 18 ንርከብ ''

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo