ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2008 በጀት ዓመት 2ይ ፍርቂ ዓመት ኣብ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም
  • 1 ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ሙሩፅ ሓመድ ከምርትን ፅርጊያ ከፅርግን ስለዝደለየ
  • 2 ናይ መጋረኛ ጨርቂ ምስ ሙሉእ ሓፃዉኑ መስርሒኡ ክገዝእን ስለዝደለየ ብተወሳኪዉን
  • 3 ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ህንፃ መሳርሒ ከምኒ ጋቤን ዝተፈላለዩ ቁፅሪ ካለኦትን ህንፃ መሳርሒታት
  • 4 ናይ ስፖርት ሜዳ ከፅርግን ከስተካከል ስለዝደለየ
  • 5 ዝተፈላለዩ ዓይነት ዝዉገዱ ከምኒÂ መሩፅ ዘርኢ ስርናይ ዝተፈላለዩ ሓፃዉንን ቆርቆሮ ካልኦትን

ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከምርትን ከፅርግን ክገዝእን ክወግድን ስለለዝደለዩ ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ወይም ሰን ማሽንንክትወዳደሩ ወይም ንክትጫረቱ ይዕድም

በዚ መሰረት ብዘረፉ ናይ ዘመኑ ዘተሐደሰ ፈቃድ ዘለኩም

ንኩለኩም ሙሩፅ ሐመድ ንምምራት ፅርጊያ ንምፅራግን መጋራጃ ጨርቂ ምስ ሙሉእ ሓፃዉኑ መሰርሒኡ ንምቅራብን እትጫረቱ

    ቫት ዝተመዝገብኩምን እቶትኩም ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2008 ዓም ዘፍለጥኩምን

  1. ካብ ት/ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለኩምÂ
  2. መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገበ/TIN ቁፅሪ ዘለኩም ንክትጫረቱ እንትንዕድም ንዝዉገድ ግና ማንም ገለሰብ ክጫረት ይክእል እዩ
  3. ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 9/09/ 2008 ዓ/ም ጀሚርኩም Â ኩሉ ግዜ አብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ ንሕድሕዶም ብር 50 ብምክፋል ካብ ወረዳ ኣሕፈሮም ት/ፋይናንስን ከይዲ ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ምዉሳድ ይካአል
  4. ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መኽበሪ ጨረታ ንመሩፅ ሓመድ ምምራትን መንገዲ ቆረፃን Â /ቢድ ቦንድ/ 10000 ብር ንካልኦት 5000 ብጥረ ቅርሺ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
  5. ጨረታ መሸነፊ ምስተፈለጠ አብ ዉሽጢ ዝተዋሃቦ መዓልቲ ዉዕል ዝኣስርን ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድም
  6. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንድቅ ክተእትዉ ትክእሉ
  7. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/9/2008 ዓ/ም ድቀትሪ 8:00
  8. ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 25/9/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ወኪላቶም ወይ ይከፈተለይ ዝብል መማለከቻÂ ኣብ ዝተረከብሉ ወይ ብመምርሒ መሰረት ይክፈት
  9. እዚ ዋጋ እዙይ ን45 ማዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

   NB ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344490067 ሞባይል 0914763587 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል::

Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo