ቤት ትምህርቲ ገረብ ፀዶ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንብረታት (ንናይ ፅርየት ኣቅሑት መቅረብቲ) ብፐርፎርማ መሰረት ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ።

ገረብ ፀዶ ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ

ፐርፎርማ ምልክታ

ንናይ ፅርየት ኣቅሑት መቅረብቲ

ቤት ትምህርቲ ገረብ ፀዶ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንብረታት ብፐርፎርማ መሰረት ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ። ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ኣብቲ ዕድመ ውድድር ክትሳተፉ ብክብሪ ይዕድም።

ተ.ቁዝርዝር ንብረትመለሊይመለክዒበዝሒዋጋ ሓደ
ብርሳን
1ሶፍት ክቢ
2ሳሙና ናይ ክዳን
3ፈሳሲ ሳሙና5 ሊትሮ
4ፈሳሲ ሳሙና3ሊትሮ

➢ ናይ መቅራባይነት ፍቃድ ዘለዎ

➢ መለለይ ቁፅሪ ክፍሊት(ቲን ናምበር)ምስክር ወረቐት የቅርብ

➢ ናይ ፐርፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ የገልግል በቲ ዝቐረበ እፐስፊከሽን ተዘይ ኣረኪቡ ብሕጊ ፋይናንስ መምርሒ መሰረት ቅፅዓት ይውሰን

➢ ስርዝ ድልዝ ፐርፎርማ ኣያገልግልን

➢ ሰዓራይ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ንብረት የረክብ

➢ ሰነድ ካብ ቤት ትምህርቲ ካብ ዕለት14-16/5/2017 ዓ.ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ብምምፃ ምውሳድ ይከኣል

➢ እቲ ጨረታ ዕለት 17/5/2017ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ተዓፂዩ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ኣብ ዘለውዎ ይኸፈት

0344400066

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo