ቤት ትምህርቲ ገረብ ፀዶ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንብረታት (ንእስተሽነሪ ኣቅሑት መቅረብቲ) ብፐርፎርማ መሰረት ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ።

ገረብ ፀዶ ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ

ፐርፎርማ ምልክታ

ንእስተሽነሪ ኣቅሑት መቅረብቲ

ቤት ትምህርቲ ገረብ ፀዶ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንብረታት ብፐርፎርማ መሰረት ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ። ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ኣብቲ ዕድመ ውድድር ክትሳተፉ ብክብሪ ይዕድም።

ተ.ቁዝርዝር ንብረትመለሊይመለክዒበዝሒዋጋ ሓደ
ብርሳን
1ደብተር 50ለሕብደስጣ
2እስክርቢቶ ሰማያዊፓኬት
3ቀይሕ እስክርቢቶፓኬት
480 ግራም ወረቐትብደስጣ
5ዳስተር ፀሊም ሰሌዳብቁፅሪ
6ቀለም 2430ብቁፅሪ
7ማስተር 2430ብቁፅሪ
8ሓቋፊ መዝገብብቁፅሪ
9ቀለም Kyocera ECOSYS M264idWKXብቁፅሪ
10ቀለም ፕሪንተርHP laser jet M401 pc/6ብቁፅሪ
11White bord parkerብቁፅሪ
12ቀለም ፎቶኮፒብቁፅሪ
13ቾክ

➢ ናይ መቅራባይነት ፍቃድ ዘለዎ

➢ መለለይ ቁፅሪ ክፍሊት(ቲን ናምበር)ምስክር ወረቐት የቅርብ

➢ ናይ ፐርፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ የገልግል በቲ ዝቐረበ እፐስፊከሽን ተዘይ ኣረኪቡ ብሕጊ ፋይናንስ መምርሒ መሰረት ቅፅዓት ይውሰን

➢ ስርዝ ድልዝ ፐርፎርማ ኣያገልግልን

➢ ሰዓራይ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ንብረት የረክብ

➢ ሰነድ ካብ ቤት ትምህርቲ ካብ ዕለት14-16/5/2017 ዓ.ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ብምምፃ ምውሳድ ይከኣል

➢ እቲ ጨረታ ዕለት 17/5/2017ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ተዓፂዩ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ኣብ ዘለውዎ ይኸፈት

0344400066

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo