ፐርፎርማ ምልክታ
ንህንፃ መሳሪሒ -መቅረብቲ
ቤት ትምህርቲ ገረብ ፀዶ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንብረታት ብፐርፎርማ መሰረት ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ። ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ኣብቲ ዕድመ ውድድር ክትሳተፉ ብክብሪ ይዕድም።
ተ.ቁ | ዝርዝር ንብረት | መለሊይ | መለክዒ | በዝሒ | ዋጋ ሓደ | |
---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳን | |||||
1 | ኳርቲዝ ቀለም | ብቁዕሪ | ||||
2 | ናይ ግድግዳ ቀለም | ብቁፅሪ | ||||
3 | ኣንቲ ሬስት ቀለም | ብቁዕሪ | ||||
4 | ፕላስተር ቆርቆሮ | ብሜትሮ | ||||
5 | ምስማር በዓል ቆቢዕ(ቆርቆሮ) | ኪሎ | ||||
6 | ምስር ኮላ | ብቁፅሪ | ||||
7 | ጀሶ | ብቁፅሪ | ||||
8 | ብሩሽ 3/4 | ብቁፅሪ | ||||
9 | ብሩሽ 2/4 | ብቁፅሪ | ||||
10 | ተሽከርካሪ ብሩሽ | ብቁፅሪ | ||||
11 | ኣስኮፓ(መኾስተር) | ብቁፅሪ | ||||
12 | ረቲ መስታውት መከላኸሊ | ንካሬ | ||||
13 | ማእኸላይ ቁልፊ(ጓጉቸር) | ብቁፅሪ | ||||
14 | ሳላትርሽ ተንቀሳቃሲ በዓል | ብቁፅሪ | ||||
15 | ካቻቢቴ ብሴት | ብቁፅሪ | ||||
16 | ጉጤት | ብቁፅሪ | ||||
17 | ፒሳ | ብቁፅሪ | ||||
18 | ድግል መጋዝ | ብቁፅሪ | ||||
19 | ላማ ድግል መጋዝ | ብቁፅሪ | ||||
20 | ላማ ሰጌቶ | ብቁፅሪ | ||||
21 | ሽቦ ጥቅልል | ብቁፅሪ | ||||
22 | ኣኻራጅ |
➢ ናይ መቅራባይነት ፍቃድ ዘለዎ
➢ መለለይ ቁፅሪ ክፍሊት(ቲን ናምበር)ምስክር ወረቐት የቅርብ
➢ ናይ ፐርፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ የገልግል በቲ ዝቐረበ እፐስፊከሽን ተዘይ ኣረኪቡ ብሕጊ ፋይናንስ መምርሒ መሰረት ቅፅዓት ይውሰን
➢ ስርዝ ድልዝ ፐርፎርማ ኣያገልግልን
➢ ሰዓራይ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ንብረት የረክብ
➢ ሰነድ ካብ ቤት ትምህርቲ ካብ ዕለት14-16/5/2017 ዓ.ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ብምምፃ ምውሳድ ይከኣል
➢ እቲ ጨረታ ዕለት 17/5/2017ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ተዓፂዩ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ኣብ ዘለውዎ ይኸፈት
0344400066