መባእታዊ ሆስፒታል ዶሃን ንአገልጋሎት እቲ ቤት ዕዩ ዝዉዕል ኣቅሑት ፅሬት : መሳርሒ ፅሕፈትን :መሳርሒ ህትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መባእታዊ ሆስፒታል ዶሃን

1 ሰነድ ጨረታ ናይ ተጫረቲ ስም ፊርማን ኣድራሻ ማህተምን ኣብ ዝወዳደርሉ ነብስ ወከፍ ሰነድ ከዕርፉ አለዎም

2 ተወዳደርቲ ዝሐተደሰ ፈቃድ ንግዲ ወረቀት ተመዝጋባይ ተወሳኪ እሴት ታክስን ከምእዉን መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ካልኦት ዘድሊ ሰነዳት ክተቅርቡ እትክእሉ

3 መከበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ ንኣቅሑት ፅሬት 1000 : መሳርሒ ፅሕፈትን 1500 ቅርሺ : ንመሳርሒ ፅሬት 1500: መሳርሒ ሕትመትን 1500 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ንዝሰዓሮ ዝርዝር ንብረት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል ኣብቲ ዉድድር ሰዓራይ ኣካል ዉዕሊ ምስኣሰረ ትሕጁ ሽዑ ንሽዑ ይምለሰሉ

5 እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 8/5/2017 ዓም ክሳብ 23/5/2017 ዓም አብ ዘሎ ግዝ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ መባእታዊ ሆስፒታል ዶሃን ክፍሊ ምምሕዳር ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ንብረትን ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

6 ሰዓራይ ዉዕሊ ክኣስሩ ኣብ ሰለሰተ መዓልቲ ገደብ ዉሽጢ ቀሪቦም ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብምሓዝ ምስ መባእታዊ ሆስፒታል ደሆን ናይ ሓባር ዉዕሊ ናይ ምእሳር ግቡእ አለዎም

7 እቲ ጨረታ 23/5/2017 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ሆስፒታል ዶሃን ከተማ ዶሃን ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 እቲ ቤት ዕዩ ጨረታ ካብ ዝከፈተሉ ጀሚሩ ዋግኡ ን 15 መዓልቲታት ዝፀንዐ ይከዉን

9 እቲ ቤተ ዕዩ ዝሸሐ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914589113

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo