ቢሮ ጉ/መ/ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ 2008 ዓ/ም ንግልጋሎት ተሽከርከርቲ እቲ ቢሮ ግልጋሎት እቲ ቢሮ ዝዉዕልዝተፈላለየ ናዉቲ መካይን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን

1 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ብር 3,000 .00ሰለስተ ሽሕ ብር ብጥረ ገንዘብ ብCPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከቅርቡ አለዎም::

2 ተጫረቲ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልሉን ናይ 2008 ዓ/ም ፈቓድ ዘሐደሱን ቫት ሬጅስትር ዝኾኑን በቢወርሑ ዲክለር ዝገነርዎ ናይ ካብ ግብሪ አካቢ ኣካል ዝኸፈሉ ምኻኖም መረዳእታን መለለይ መቅረባይ ሰርትፊኬት ከቅርቡ ዝኽእሉን::

3 ተጫረቲ ክፍቲ ዝኮነቱ ካብ ዕለት 3/09/2008 ዓ/ም እስካብ ዕለት 19/09/2008 ሰነድ ጨረታ ይወስዱ

5 እቲ ጨረታ 19/09/2008 ናይድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 8:00 ተፃፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ሰዓት 8:30 ይክፈት

6 ንዚ ጨረታ ዝተዳለወ ሰነድ ኣብ ቢሮ ጉ/መንእሰይ ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ ሓባር ሕንፃ ብሎክ 1 ምድሪ ቤት ቑፅሪ 23 ብምምፃእ ንሕድሕድ 30.00 ብር ብምኽፋል ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል::

7 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብፖስታ ብምዕሻግ ናብቲ ናይ ጨረታ ሳጥን ከእትዉ አለዎም እቲ ጨረታ ፀኒኡ ዝፀንሐሉ ን15 መዓልቲ ይኸዉን::

8 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ከይዲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ኣድራሻን ፊት ንፊት ፈትሓዊ ልቃሕ ሓድሽ ህንፃ መቐለ

0344408875/ 408877 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo