ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ
ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርን ወ/ኣብርገለ የጭላ ንዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ናይ ህንፃመሳርሒ ዕድጊት ካብ በጀት ዓመት2017ዓ/ም ናይ PSNP-5 በጀት ንናይ ወረዳና አበርገለ የጭላ ንቤትፅሕፈት ዘ/ቁ/ገ/ልምዓትንህንፀት መጋዓዝያን ምም/ርን ፡ ዝተመደበ በጀት ካብ ሒሳብ መደብ 6324 አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ንዝበለፀ ሓበሬታ ስልኪ፡0344220125/0069
ተ. | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | መጠን | ዝበፅሐሉ ቦታ | ርሕቐት ኪ/ሜ ካብ ከተማ የጭላ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ሰሚነቶ 2ይ ደረጃ | ኰ/ል | 450 | ናብ ጣ/ለምለም | 10 ኪ/ሜ | |||
2 | ሰሚነቶ 2ይ ደረጃ | ኰ/ል | 450 | ናብ ጣ/ /ሩፋኤለ | 8 ኪ/ሜ | |||
3 | ሰሚነቶ 2ይ ደረጃ | ኰ/ል | 319 | ናብ ግሩውረ | 25 ኪ/ሜ | |||
4 | ጃህያ 02 1ይደረጃ | ሜ3 | 12 | ናብ ጣ/ለምለም | 10 ኪ/ሜ | |||
5 | ጃህያ 02 1ይደረጃ | ሜ3 | 12 | ናብ ጣ/እ/ሩፋኤለ | 8 ኪ/ሜ | |||
6 | ጃህያ 02 1ይደረጃ | ሜ3 | 32 | ናብ ጣ/ ግርውረ | 25 ኪ/ሜ |
መምርሒ ተጫረቲ
ቤ/ዕ ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ወ/ኣበርገለየጭላ ናይ ህንፃ መሳርሒ ናይ ዝተፈላለዩ ቤ/ዕታት ብፕሮ ፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ/ክዕድግ/ ይደሊ::
✓ ዕደጋ ፈፃሚ ኣካል ቤት ፅሕፈትል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕ/ን/ምም/ርን ወ/ኣብርገለ የጭላ
✓ ልዕሊ 500,000 ብር ኣብ ዝዋግኡ እትሳተፉ ተጫረቲ ናይ ሻት ሰርቲፊኬት ካቅርቡ ዝክእሉ
V/ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ 3ተወርሒወይቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘሎ ናይ ሓደ ወርሒ ሻት ዲክለሬሽን ካቅርቡ ዝክእሉ
V. ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍላይ ቁፅሪ /TI/ ከቅርቡ ዘበለ ክኾኑ ኣለዎም
V.ናይ2017ዓ/ም ዝተሃደሰ ናይ መቅረባይ ምስክር ወረቐት ከቅርቡ ዝኽእል
V. ናይ2017ዓ/ም በቲ መስመር ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም
✓ ኣብ ከይዲ ጨረታ ከጭብርብር ዝሙኩር ካብ ጨረታ ወፃኢ ከም ዝኸውንን ፣
✓ ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዕደጋ መንግስቲ ከይሳተፉ ከም ዝግበርን፣ዘተሐዙዎ መኽበሪ ጨረታከም ዝውረስን ፈሊጦም ስርዓት ጨረታ ኣኽቢሮም ዝኣትው ፡-እዚ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን15 መዐልትታትጥራሕ ይከውን 10000/ ዓሰረተ ሽሕ/ብር መኽበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ
✓ ሰነድ ጨረታእዚ ምልክታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 08/05/2017 ዓ/ም ዘይምለስ 200/ክልተሚቲቅርሺ/ናይ ደኩመንት ዋጋ ብምክፋል ንተኸታታሊ 7ተ መዓልቲታት አብ ቤ/ፅ/ ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ሰ/ዕ/ን/ምም/ር ወ/አበርገለ የጭላ 1ይ ደብ ሪ ቁፅሪ 28 ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትኽእሉ ድሕሪ ምዕፃው ጨርታ ሳንዱቅ ዝመፅእ ዝኮነ ይኹን ጨረታ ሰነድ ተቐባልነት ዘይቡሉ ምዃኑ
✓ ተጫረቲእቲ ጨረታ መክፈቲ ዕለት 15/05/2017 ዓ/ምሰ ዓት 4:30 ምዃኑፈሊጦም ድሕሪ 3ተ ኖይ ቅሬታ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ውዕሊ ዝኣስሩን መኸበሪ ውዕሊ ናይ ስራሕ ኣፈፃፅማ /ፖርፎርማንስ ቦንድ ድማ /10%/ ናይቱ ዝሳዓርዎ ድምር ዋጋ ከትሕዙ ኣለዎም እቲ ዘትሓዘዎ መክበሪ ጨረታ ብር 10000 /ዓሰርተ ሽሕ/ ክሳብ ውዕሊ ዝኣስ ሩዘገልገል ይኸውንውዕሊምስኣስ ሩመክበሪ ናይ ስራሕ/ፖሮፎርማንስ ቦንድ/10% ምስ ኣትሓዙ ይልቀቅ
✓ መኽበሪ ውዕሊ ኣፈፃፅማ ስራሕ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዘተረጋገፀ CPO ዝተሓዝ ኮይኑ ውዕሊ ብዝኣሰርዎ መሰረት ኦርጂናል ንብረት ምስ ኣቕረቡ ይልቀቐሎም/ለን።
✓ ተጫረቲ ንሓደ ዓይነት ኣቕሓ ዝመልእዎ ዋጋ ማዕረ እንተኾይኑ እቲ ንብረ ትማዕረተማቂሎም ዘቕርቡምኻኖም
✓ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ /ኦርጅናልን ኮፒን / ተዓሽጉ ዝቐርብ ኮይኑ እቲ ዝተመለአ ዋጋ ግልፂ ኮይኑ ብናይቱ ድርጅት ላዕለዋይ ሓላፊተፈሪሙን ማህተም ዓሪፍዎን ምስ ምሉእ ኣድራሽኡን ሰነዱን ይቐርብ እቲ ጨረታ ሰነድ መረከቢ እዋን ዘብቀዐሉ ግዜ ዕለት 15/05/2017ዓ/ም ስዓት 4:00 ተዓፀዉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቤ/ፅ /ኢ/ምም/ር ፋይናንስን ክ/ስ/ዕ/ዓ/ምም/ር ወ/ኣበርገለ የጭላ 1ይደብሪ ቁፅሪ28ተ ይክፈት
✓ ኣብዚ ጨረታ እዚ ኣከራካሪ ነገር እንትፍጠር ቤት ፅ/ትና ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ።
* ኣብዚ ፕ/ፎርማ ጨረታ እዚ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳራይ ኣብ ኣቅርቦት ብመጠን ብፅሬት ን ብግዜን ዝተደገፈ ዘቕርብ ይኸውን።
✓ ተጫረቲ ኣብ ከይዲ ኣፈፃፅማ እቲ ጨረታ ቅሬታ እንትሃልይዎም ጥርዓኖም 3ተ ተካታታሊ ናይስራሕ መዓልቲ ቅድሚ ምሕላፉ ቅሬተኦም ናብ ላዕለዋይ ሓላፊ ከቅርቡ ይኽእሉ እዮም።
✓ ካሊእ አብዚ ናሴፍት ኔት ማንዋል ብዘሎን ነዚ መተግበሪ ዝወፀ መምርሒ ብዝ አዘመሰረት ይፍፀም ኣብዚ ዝሰፈረ ምስቲ ኣዋጅ መምርሕን ዝጋነፅ ቃል ከም መምርሒ ኮይኑ ኣገልግልን፡፡
መተሓሳሰቢ
Ø እዚ ኣብ ላዕሊ ዘተገለፀ ንብረት ስዓራይ ዝኸነ እቲ ንብረት ኦርጂናልፅሩይ ኮይኑ ብናይ ባዕሉ መፅዐንን መራገፍን መጓዓዕዝን ናብ ወ/ኣበርገለ የጭላ ቤ/ፅ/ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ኣታዊ ይገብር፡ ቤ/ፅሕፈትና ፅፊቶም ተረጋጊፆም አታዊ ናይ ዝኾኑ ንብረታት ጥራሕ ክፍሊት ዝፍፅም ይኸውን
Ø ስዓራይ ዝኾነ መቕረባይ እቲ ንብረት ካብ ዘቕረበሉ እዋን ጀሚሩ ንዘቕረቦም ንብረታትእቲ ቤት ፅሕፈት ውሕስና የድልዮም ንዝበሎም ንብረታት ውሕስና ውዕሊ ክኣስር ዝኽእል ምዃኑ ክፈልጥ ኣለዎ
Ø ቤትፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂእንተረኪ ቡእቲ ጨረታብሙሉ እይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ