ናይ 2017 ዓ/ም ምልክታ /ፕሮፎርማ/
ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ናይ መኪና ስፔር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ፦
1. ናይ ዘመኑ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈልኩም
2. ናይ 2017 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን : ከቅርብ ዝክእል
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል
እንክተሎም መምርሒ
➢ ዋጋ መሊኡ ዝተወዳዳረ መቅረባይ እንተስዒሩ ኣብ ዝተብሃሎ እዋን ናይ ምቅራብ ግዴታ ኣለዎ ።
➢ ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዶክሜንት ብፖስታብምዕሻግ ካብ ዕለት 06/05/17-----9/05/17 ዓ/ም ምሃብ ትክእሉ ።
➢ እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ዕለት 09/05/17 ቅድሚ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ይክፈት።
➢ ኣብዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ፕሮፎርማ ምስ ተከፈተ 3 ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይከዉ'ን ።
➢ ዝሰዓረ ተወዳዳራይ / ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሓፂር መዓልቲ ኣታዊ ይገብር ።
➢ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቀርብ ኣለዎ ።
➢ እዚ ናይ ጨረታ ምልክታ /ፕሮፎርማ / ከም ዉዕሊ የግልግል ።
➢ ቢሮ መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን ።
ዝርዝር ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠረ ዋጋ | |
---|---|---|---|---|---|---|
01 | Link Assy Steeling | 45440-39115 | Pcs | 01 | ||
02 | Boaster Assy Brake | 44610-36530 | Pcs | 01 | ||
03 | Shoe Assy pauking | 46540-37030 | Pcs | 01 |