ናይ ጨረታ ምልኽታ /ፕሮፎርማ/ ወርሒ ጥሪ 2017 ዓ/ም
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና መጋየፂ/ዲኮር/ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ኽዕድግ ይድሊ፤
1. ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም!
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝኽእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
ተቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት /ግልጋሎት/ | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | |||||
ፎርድ ኢቨረስት/Ford Everest/ | ||||||
1 | ኮንፈርት 7 ወንበር | ኦርጅናል | ሴት | 01 | ||
2 | ናይ ሙቐት መከላከሊ | ኦርጅናል | ሴት | 01 | ||
3 | ናይ እግሪ መረጋገፂ | ኦርጅናል | ሴት | 01 |
➢ መብርሂ፦ ቢሮና ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ዝመልዓ መቕረባይ ካብ ውድደር ወፃኢ ዝከውን ምኳኑ ነፍልጥ : ስልኪ ቁፅሪ ኣብቲ ዝተኣሸገ ፖስታ ክፀሓፍ ኣለዎ ::
➢ እንክተሎም መምርሒ:-
4. እቲ ፕሮፎርማ ውድድር ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 02/05/ 2017 ዓ/ም - ዕለት 06/05/ 2017 ዓ/ም ሰዓት ዝፀንሕ ኾይኑ ዕለት 06/05/ 2017 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ይኽፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቁፅሪ 42 ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 3' ማዓልቲ ከቕርብ ዝኽእል::
7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 7' ማዓልቲ እዩ፡፡
8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::