ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዝደንት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋዋጢ ኣቅሑት /ስፔር/ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ቑፅሪ_ዕክንም 832 / 2-3/1/01 

ዕለት_1/5/2017ዓ/ም

ቑ ፕሮ 32

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዝደንት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋዋጢ ኣቅሑት /ስፔር/ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: 

ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ በቲ ንግዲ ዘርፊ ዝሓቶ መሰረት

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ : ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገብኩም ተኮይንኩም ናይ ቫት

ዝረመዝገብኩምሉ ሴርቲፌኬት መቕረባይነትን / ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊእኩም ብፓስታ ኣሺግኩም ፡ ካብ ዕለት 2/5/ 2017 ዓ/ም ክሳብ 6/5/2017 ዓ/ም 11፡30 ናብ ቁፅሪ ክፍሊ 3-18 ምራብ | ይግባእ' ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 7/ 5/2017 ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ዝክፈት ምዃኑ ንገልፅ

2. እቲ ዝቐርብ ኣቅሓ ነቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን ዘማለአ ክኮን ኣለዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሰዓራይ ምስተነፀረ ኣብ ውዕጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልታት – ብናይ ባዕሉ ትራንስፓርት ከቅርብ ዝክእል

4. ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ክተርክቡ ትክእሉ ምዃንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመልኡ ይግባእ ሳዓራይ ምስተበሃለ _ ዘየቅርብ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ ይኸውን

5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ካብ ውድድር ወፃኢ ይግበር

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን 7ተ ስራሕ መዓልቲታት ጥራሕ ይኸውን

7. መምልኢ ዋጋ ን ካብ ቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ምውሳድ ይከኣል

8. እቲ ቤት ፅሕፈት ዳ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ኣብ ዘውፀኦ በዝሒ ምቕናስ ፣ ምውሳኽ ከምኡ 'ውን ብሙሉእ ወይ ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ 

ንዝድለ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-406451 ምሕታት ይከኣል

ተቁዓይነት ግልጋሎትመግለፂመለኪዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋModel
ብርሳንብርሳን
1Oil filter
90915-30002Pis01
2Fual filter
23390-51070
pis01

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo