ምልክታ ፕሮፎርማ ቁፅሪ-1
ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ንታርጋ ቁፅሪ ትግ. 4-01976 ፔጆ መኪና ጎማ አፖሎን ካለማደሪያን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሽኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ጨረታ ንክትእትዉንዕድ ።
ተቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | |||||
1 | ናይ ፔጆ መኪና ጎማ /ትሪያንግል/ | 205/55/16 | ብቁፅሪ | 03 | ||||
2 | ካላማደሪያ | ቁፅሪ 16 | ብቁፅሪ | 05 |
መተሓሳሰቢ
• ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
• ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
• ቲን መረዳአታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
• ናይ መቅረባይ ሽምን ኣድራሻን ክፀሓፍ ይግባእ
• ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 01/05/17 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 05/05/2017ዓ/ም
• ብተመሳሳሊ ዕለት 05/05/2017 ዓ/ም 03፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 03፡30 ይክፈት ሰዓት
• ሕድሕድ መረዳእታታት ናይ ንግዲ ፍቃድ ዝምልከት ንናይ ባእሉ ፎቶ ኮፒ ንፁር ሒዙ ክቀርብ አለዎ
• ሕድሕድ ተወዳደርቲ ኣብ ዘርፉ ይወዳደር ብተወሳኺ ድማ ዝተማልኣ መረዳእታ ክቅርበሉ አለዎ
ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ`ዩ። ቢሮና ኣብቲ ቀሪቡ ዘሎ በዝሒ ምዉሳኽ ይኹን ምቅናስ ይከኣል እዩ።
ተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ 0344410504 ምጥቃም ይከኣል ብተወሳኸዉን ዝወዳደር ተወዳዳራይ አብዘርፉ ጥራሕ ይወዳደር።