1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም በቲ ዘፈር ንግዲ ናይ 2017 ዓም በጀት ዝሐደሰን መለለይ ከፋላይነት ግበሪ ቁፅሪ ቲን ተመዝጋባይ ዝኮነን : ናይ ኤሌክትሮ መካኒካል ተኮናተራይነት ምዝገባ ደረጃ ዝገልፅ መቅረባየነተ ክተቅረቡ እትክእሉ
2 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሕዳር 2017 ዲክላሪሽን እተቅርቡን ቲን ናምበር ዝተመዝገበ ምካኑ መረጋገፂ ወረቀት ከቅርበ ዝክእልን
3ተጫረቲ ደረጃ 4 ልዕሊኡን ብኤሌክትሮ መካኒካል ዝምልከተ ኮይኑ ኣብ ላዕሊ ዝተገለፀ ፕሮጀከት ክትጫረቲ እትክእሉ
4 ናይ ጨረታ መከበሪ ጨረታ 500000 /ሓሙሽተ ሚኢቲ ሽሕ/ ቅርሺ ብስፒኦ ከቅርቡ ዝክእሉ
5ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ሰራሕቲ ኣብ ዉሽጢ 150 መዓልቲታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከቅርቡ አለዎም
6 ኩሎም ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 21/4/2017 ዓም ጀሚሩ ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓደዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረተ ልምዓት ቢሮ ቁፅሪ 3 ኣደላይ መረዳአታ ዘይምለስ 1500 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይክእሉ
7 ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ፕሮጀከት ሰነድ ዋናን ቅዳሕን ክልተ ቅዳሕ ናይ መወዳእታ ናይ መወዳደሪ ዋጋ ማለት አዉን ፋይናንሻል ሐደ ቅደሕን ሐደ ዋናን ቲክኒካል ነንበይኖም ተዓሺጎምመሊስካ ኣብ ሐደ ፖስታ ተዓሺጉ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ቤት መዘጃጋ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረተ ልምዓት 22/5/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ኣብ አደራሽ ቤት መዘጋጀ ከተማ ዕደዋ 22/5/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ንጉሆ ብምቅራብ ከእትዉ አለዎም ካብዚ ንዳሕር ዝመፅእ ተጫራቲ ተቀባልነት ይብሉን
8 ተጫረቲ ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ቅጥዒ ብትክክል መሊኦም ኣብ ነብሰወከፍ ገፅ እቲ ሰነድ ፈሪሞምን ሓቲሞምን ብትክክል ቅደ ሰዓብ እቲ ሰነድ እንተይዛብዕ እቲ ሰነድ ክምቲ ክሽየጥ ዘሎ ክቀርብ አለዎ
9 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 22/5/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ክክፈት እዩ
10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ