ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ መለዋወጢ አቁሑተ መኪና :ናይ ሃንድ ዳጉዌል ሩፍ ካችመንት ስራሐቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ:

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ/እምባ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእም ረቆሓታት

  1. ናይ ዝወዳደረሉ ንግዲ ዘርፊ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ምቅረባይነትን መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::
  2. አብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ለካቲት 2008 ዓ/ምዲክለርÂ ዝገብርሉ መረዳእታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::
  3. ንናይ ሃንድ ዳጉዌል ሩፍ ካችመንት ስራሐቲ ደረጃ 6 ልዕሊኡን ናይ ማይ ስራሕ ፍቃድ ዘለዎ ኮይኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  4. ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50 እናከፈልኩም ካብ 03/ 09/ 2008 ዓ/ም እስካብ ዕለት 18/09/ 2008 ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋንÂ ፋይናንስን ምምርን ንብረት ምውሳድ ዝክእል
  5. መክበሪ ጨረታ ንመቀያየሪ አቁሑ መኪና 7000 ቅርሺ ንናይ ሃንድ ዳጉዌል ሩፍ ካችመንት ስራሐቲ 7000 ቅርሺ Â ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
  6. እቲ ጨረታ 18/09/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5:30 ቅድሚ ቀትሪ አብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ይክፈት
  7. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይÂ ምስራዝ መሰል አለዎ

ንትወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344470556 /0344470506 ደዊልካ ምሕታት ይካአል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo