ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ምትሕብባር ሃፍቲ ወፃኢ ካብ UNDP-PSF በጀት ናይ ፈርኒቸራት ኣቑሑትን ንምግዛእ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባር ሃፍትን

ዕለት 15/04/2017 ዓ/ም

ቑፅሪ ት/ፋ/9 /ፕ-ጨ/01

ምልክታ ዋጋ መቅረቢ/ ፕሮፎርማ ቑፅሪ 9/2017 ዓ/ም

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ምትሕብባር ሃፍቲ ወፃኢ ካብ UNDP-PSF በጀት ናይ ፈርኒቸራት ኣቑሑትን ንምግዛእ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ፡፡

መምርሒ ተወዳደርቲ/ተጫረቲ/

ናይ ዘመኑ 2016/2017 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፡፡

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ፣

3. ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ TIN ዘለኩም፡

4. ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ዝተሓደሰ ዘለዎ፣

5. 2% withholding tax ክኸፍል ዝኽእል።

6. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 5* ናይ ስራሕ መዓልቲ እቲ ዝድለ ናይ ፈርኒቸራት ኣቑሑትን ክተቅርቡ ትኽእሉ ነጋዶ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት ቁፅሪ /TIN/ መለለይ ቁፅር ኹምን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 15/04/2017 ዓ/ም ክሳብ 17/04/2017 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ክተቕርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ።

7. እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 18/04/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንቢሮ ቑፅሪ 2-19 ይክፈት።

8. ሳዓርቲ እተቅርብዎ ናይ ፈርኒቸራት ኣቑሑትን ቅቡልዝግበር ብናይ ቢሮና ኤንስፔክተር ብዘተጠየቀ ሰፐስፊኬሽን ምካኑ ምስ ተረጋገፀ ኣታዊ ይከውን::

9. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

10. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 07 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን።

11. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344415291 /0344415152 ደዊልኩም ምሕታት ይኽእሉ።

12. Websites www.tbpf.gov.et

ተ/ቁዝድለ ዓይነት ንብረት/Material/መፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
ብርብር
01Ergonomik ChairAttach Spesificationብቁፅሪ01
02Managerial high back chair meshAttach Spesificationብቁፅሪ12

ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ

ሽም፡-

ፌርማ

ዕለት፡-

ስልኪ ቑፅሪ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo