ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ጎማን ኮንፎርትን ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ -ግዕዝይናን ክልል ትግራይ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ን2 ግዘ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ጎማን ኮንፎርትን ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 15/04/2017ዓ/ም ክሳብ 17/04/2017ዓ/ም ኣብ ውሽጢ 3' ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፓስታ ናብ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 268ንክተቕርቡ ንዕድም፡

✓ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ዝተሓድሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቅርቡ ትኸእሉን፤

✓ ቲን ቁፅሪ (TIN No) ዘለዎን ከትሕዝ ዝኽእል፤

✓ ብመቅረባይነት ዝተመዘብኩም፤

✓ ዘቅርቦም መረዳእታ ነኒሕድ ሕድ ፎቶ ኮፒ ጌሩ ከቕርብ ዝኸእል፤

✓ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ይቁ6፤

✓ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምውሳድ ብናትና መቅረቢ ዋጋ መሊኡ ከቅርብ ይግባእ፤

✓ ፓስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/04/2017ዓ.ም ንግሆ ሰዓት 4፡00

✓ ፖስታ ዝኸፈተሉ ዕለት 17/04/2017ዓ.ም ንግሆ ሰዓት 4:30

✓ ሰዓረይ ዝኾነ መቕረባይ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ንብረት ኣታዊ ክገብር ዝኽእል፣ ✓ ኮሚሽንና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ምዃኑ፤

✓ ፕሮፎርማ ኣብ ዝኸፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ዝኽእሉ ምዃኖም፤

✓ ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ኮምፕሌክስ ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 268 ንርከብ፤

✓ ስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 44 17 ምሕታት ይኸኣሉ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo