ምልክታ ፕሮፎርማ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ሪግ ማሽን መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም::
1. ብዘርፉ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ እትኸእሉ፡፡
2. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን IN ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኸእሉ፡፡
3. ቫት ተመዝገብቲ እንተኾንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክኸውን ኣለዎ፡፡
4. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል፡፡
5. ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ የረክቡ፡፡
6. ፕሮፎርማ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ 10/04/2017 ክሳብ 14/04/2017 ዓ/ም ስዓት 4፡30 ናይ ንጉሆ ይኸውን፡፡
7. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ::
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ 0344418556 ወይም 0914-742142 ምርካብ ይከአል እዩ፡፡
ዓይነት ንብረት | መፍለይ ቑፅሪ | መዕቀኒ | በዝሒ | ነ /ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | |||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
1 | Battery Clump + | Pes | 1 | ||||||
2 | Baterry Clamp- | Pes | 1 | ||||||
3 | Relay | FSR 33HLX 165105 | Pes | 8 | |||||
4 | Air Reserver tanker Valve | FSR 33111 X 165105 | Pes | 4 | |||||
5 | K.Meter Senser box | FSR 33HLX 165105 | Pes | 1 | |||||
6 | Aleternater Support/Adjester with its rode | FSR 33HLX 165105 | Pes | 1 | |||||
7 | Alternator bolt | FSR 33HLX 165105 | Pes | 5 | |||||
8 | Battery Cable | Meter | 0.5 |