ቤት ፅሕፈት ወረዳ አፅቢ ወንበርታ ትልሚ ፋይናስን ዝተፈላለዩ ንዉገዳ ዝቀረቡ ንብረታት ማለት እዉን ሽምዒ: ሙ/ዒልዋ: ነይንህቢ መዓር መፃረየይ : ዓዲስ ጎማ :መርቢን :ኮምፒተር ፕሪንተር ፎቶ ኮፒፈክስ ታይፕስ: ደረቅ ወንበር ክቢ ጠረጰዛ: ተ/ወንበር ሳዕሪ መአሸጊ ሰተፕላይዘር ሳእሪ መአሸጊ ሓፂን ማእፃ ብኪሎ ዝሽወጥ ናይ ዲስክ ስብርባር ሓፂን መፂንን ናይ ቆርቆሮ ቅዳደት: ብኪሎ ዝሽወጥ ናይ ተሽከርከርቲ መቀያየሪ አቁሑት ሐፂን መፂን አወዳዲሩ ብሐራጅ ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ

1 ተጫራታይ ሰዓርቲ ምካኖም ምስተገለፀ ኣብ 5ተ መዓልቲ ብናይ ባእሎም መጎዓዓዚን መራገፍን ካብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናስን ወረዳ አ/ወንበርታ ከልዕሉ ዝክእሉ

2 ተጫረቲ ንጨረታ መክበሪ ንኹሉ ዓይነት ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

  • ሽምዒ ብር 5000
  • ሙ ዘረኢ ዒልዎ ንእንስሳ ዝዉዕል ብር 5000
  • ናይ መዓር መፃረየይ ብር 1000
  • አዲስ ጎማ ብር 2000
  • ኮምፒተር ምስ ሲሰተሙ ፕሪንተር ፎቶ ኮፒ ፋክስ ታይፕስት ብር 3000
  • ደረቅ ወንበር ክቢ ጠረጰዛ አብይ ድሽ ንእሽተይ ድሽ ሳይክል ናይ ኮፒተር መቀመጢ ተገደሚ ወንበር ተ/ወንበር ሳዕሪ መአሸጊ ሐፂን መእፃ ብር 5000
  • ብኪሎ ዝሽወጥ ናይ ዲስክ ወንበር ሐፂን መፂን ቆርቆሮ ቁርፅራፅ ብር 5000
  • ብኪሎ ዝሽወጥ ናይ ተሽከርከርቲ ሓፂን መፂን መቃየየርቲ ኣቁሑት ብር 5000

3 ሰነድ ዝሽወጠሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ወ/አ/ወ/ት/ፋ/ከ/ስ/ዕ/ሒ/ን/ምም/ርን ኮይኑ ናይ ሰነድ ዋጋ ብር 50 ጥራሕ

4 ተጫራታይ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እዉን ዝተማለአ ደኩመንት ኣበ ዝቀረበሉ ይክፈት

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/09/08 በቲ ዝተጠቀሰ ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ 5:30 ይክፈት

6 ወጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ መዓልቲ ካብ ዝተነገሩ ጀሚሩ ን 15 ማዓልቲ ንብረት ከልእል ዝክእል

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ መመረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ወይም ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ደክመንት ኦርጅናል ፎቶ ኮፒን ተባሒሉ አብ ዝባኑ ይፀሐፍ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ 0343400033 ወይ 034340010 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo