ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ናውቲ ኣቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስተራክሽን ክልል ትግራይ

ምልክታ ፕሮፎርማ ሕዳር - 2017 ዓ.ም

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ናውቲ ኣቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ተ.ቁዝርዝር መግለፂስፕስፊኬሽንመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
ብርሳንብርሳን
1ሚስማርበዓል 10ኪሎ2
2ሚስማርበዓል 8ኪሎ1
3ሚስማርበዓል ቆቢዕኪሎ3
4ሽቦኪሎ1
5ቆርቆሮ3.5 ጌጅቁፅሪ30
6ስሚንቶPPCኩንታል2.5
7ናይ ማይ ታንከር10000 ሊትር ዝሕዝቁፅሪ2
8ብሎኬትበዓል 20ቁፅሪ200
9ኦምሮጊድቁፅሪ10
10ኦምሞራለ ማእከላይቁፅሪ20
11ሰጋጥኦርጅናልቁፅሪ01
13ናይ ተኸሊ መቐስማ/ይ ጎማ መትሓዚቁፅሪ6
14ናይ ሳዕሪ መቐስኦርጅናልቁፅሪ6
15ዓረብያኦርጅናልቁፅሪ4
16ገጀራ ዓብይኦርጅናልቁፅሪ4
17ማዕፂድኦርጅናልቁፅሪ10
18መኾስኮሲ በዓል 2ተ ኣፃብዕቲኦርጅናልቁፅሪ8
19ማፍያኦርጅናልቁፅሪ6

በዚ መሰረት እዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

• በቲ ዘርፊ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ፣ መቕረባይነት ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡

• ናይ ግብሪ ክፋላይ መለለይ ቲን ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡

• ተጫረቲ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ሓበራዊ ህንፃ 1 ደብሪ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 59 ካብ ዕለት 27/3/2017 ብምውሳድ ዋጋ መሊእኹም ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ ዕለት 01/04/2017 ስዓት 8፡00 ናብ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 59 ዝተዳለወ ሳፁን ኣታዊ ክትገብሩ ትኽእሉ፡፡ እቲ ፕሮፎርማ ስዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ስዓት 8 30 ይኸፈት፡፡

• እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን7 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሕ ይኸውን፣ ስዓራይ ምዃንኩም ካብ ዝተገለፀልኩም ኣብ ውሽጢ 3 ስራሕ መዓልቲ እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዓዚ ኦርጅናል ንብረት ኣታዊ ዝገብር፡፡

• ቢሮና እቲ ፕሮፎርማ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-42-40-01-29 ምሕታት ይከኣል'

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo