ይሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ግልፂ ጨረታ ዕድጊት ጫማ ክዕድግ ይደሊ

ይሓ ሪል እሰቴት ሓ/ዝ/ው/ማ

ግልፂ ጨረታ ዕድጊት ጫማ

ተ.ቁዓይነትመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
1ጫማ ደቂ ተባዕትዮፅምዲ23ብሳምፕል መሰረት
2ጫማ ደቂ ተባዕትዮፅምዲ01ብሳምፕል መሰረት ንጉዱኣት
3ጫማ ደቂ ኣንስትዮፅምዲ13ብሳምፕል መሰረት
4ጫማ ደቂ ኣንስትዮፅምዲ3ብሳምፕል መሰረት
5ሴፍቲ ጫማፅምዲ02ብሳምፕል መሰረት

መምርሒ ተጫረትቲ

1. ናይ 2016/17 ግብሪ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል

2. ናይ ግብሪ ኸሩሲ መስስዩ ቁፅሪ (TIN) ሰርቲፊኬት ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል

3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ሰርቲፊኬት ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእልን

4. እቲ ዝምላእ ዋጋ ብ ብር ኾይኑ ቫት ዝሓወሰ ወይ ዘይሓወሰ ምዃኑ ብንፁር ተዘይተቀሚጡ ምስቫቱ ከምዝኾነ ርዱ አ ይገበር

5. ውሕስና መኽበሪ ጨረታ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ መሕዘዚ ክፍሊት ቸክ (ሲፒኦ) ብር 5,OOO ብስም ትካልና ከትሕዝ ዝኽእል

6. ሰነድ ጨረታ ዘይምስስ ብር 100 እናኸፈስካ ካብ ትካልና 6ይ ደብሪ ቁፅሪ 8 ምውሳድ ይከኣል

7. ሰዓራይ አዚ ጨረታ ውዕሊ ካብ ዝኣሰረሱ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ በቲ አነቅርቦ ሳምፕል መሰረት ፅረት ዘለዎ ጫማ ናብ ትካልና ንብረት ከፍሲ 6ይ ደብሪ ብናይ ባዕሱ መጓዓዓዝን መሰል ወፃኢታትን የረክብ

8. ሰዓራይ እዚ ጨረታ ሰዓራይነቱ ካብ ዝተገስፀሱ ዕስት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ውዕሲ ተዘይኣሲሩ መኽበሪ ጨረትሉ ናብ ትካልና ኣታዊ ይግበር

9 እዚ ጨረታ ካብ ዕስት 23/3/2017 - 03/4/2017 ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ በቲ ዕስት ሰዓት 4:30 ቅደሚ ቀትሪ ተዓፅዩ፤ ተጫረትቲ ወደ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ሰዓት 5:00 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ይሓ ሲቲ ሰንተር ህንፃ 6o ደብሪ ቁፅሪ 8 ይኽፈት፤

10. አቲ ቤት ዕዮ ነቲ ጨረታ ብሙሱአ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓሰወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ጎኒ ዋና ቤት ፅ/ት ደደቢት ማ/ፋይናንስ ናብ ዝርከብ ድርጅትና መፂኣኻ ምሕታት

ይከኣል፡ቁፅሪ ቴሌፎን-0344404253

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo