ወረዳ ጣንቋ አበርገለ ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከ/ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ መዳበረሪያ ምጉዕዓዝ ንምስራሕ ካብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ካብ ዝተመደበ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከጎዓዕዝ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ጣንቋ አበርገለ

1 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ክኾኑ አለዎም ወርሓዊ ቫት ድክላሬሽን ከቅርብ አለዎም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ/TIN/ ከቅርብ ዝክእል

3 በቲ መስመር ዝተሐደሰ ናይ ንግዲ ፍቓድ/ናይ መቅረባይንት ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል

4 መክበሪ ጨረታ 5000 ብጥረ ገንዝብ ወይ CPO ከትሕዝ ዝክእል

5 ሰነድ ጨረታ እዙ ካብ ዝተቃለሐ ዕለት 19/08/2008 ዓም ዘይምለስ 50 /ሓምሳ ቅርሺ/ ናይ ደኩመንት ዋጋ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ወረዳ ጣንቆ አበርገለ ቢሮ ቁፅሪ 8ተ ካብ ዝተቀለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ እትክእሉ እንትኮኑ

6 እቲ ጨረታ ሰነድ መረከቢ እዋን ዘብቀዓሉ ግዜ ዕለት 03/09/2008 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፂዉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ወረዳ ጣንቆ አበርገለ ቢሮ ቁፅሪ 8ተ ይክፈት

ንዝበለፀ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344220126/ 0069 /0914261428/0914260636/0914215255

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo