ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ኣብ ከባቢ እንዳመድሃኒኣለም (ዓድሓ)ገነት ማዳያ መስመር ማይ ንምትሕሓዝ ዝውዕል መገጣጠሚ (ፊቲንግ) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 18/2017 ዓ/ም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ኣብ ከባቢ እንዳመድሃኒኣለም (ዓድሓ)ገነት ማዳያ መስመር ማይ ንምትሕሓዝ ዝውዕል መገጣጠሚ (ፊቲንግ) ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 21792/ቐ/መ/ ማይ ዕለት 18/3/2017 ዓ.ም ብኣውራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።

- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር

- ግብሪ ከፋሊ /TIN/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር

-እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::

ተ.ቑዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1But Welding Reducer OD160*125 PN16Pcs

2

2Compression Ball Valve OD 90, PN16Pcs2
3Short Stap (Staf Flanged) with backing ring OD160, PN16 with Complete Accessories Flat gascket, bolt and nut with washer N.B the size of bolt is 16*120Pes2
4Butt welding Tee OD 160*160*160 PN16Pes1
5Butt welcling Tee OD 160*90*160 PN16Pes1

N.B

ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምዃኑ ንሕብር።

ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 20/3/2017 ዓ.ም ክሳብ 23/3/2017 ዓ/ም

እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ

ኣድራሻ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ 0344407335

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo