ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ኮምፒተራትን ካልኦት ኤሌክትሮኒክስን ንምዕጋን ናይ ኢድ ሞያ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ዓመታዊ ውዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ

ፕሮፎርማ ጨረታ 8

ዋኒኑ :-ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ግልጋሎት ንምርካብ ዝወፀ ፕሮፎርማ ምቅላሕ

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ኮምፒተራትን ካልኦት ኤሌክትሮኒክስን ንምዕጋን ናይ ኢድ ሞያ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ዓመታዊ ውዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን መቕረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፀላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም።

መወዳደሪረ ቛሕታት:-

1) ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎን ናይ ዘመኑ ዘሐደሰን፤'

2) ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቑፅሪ IIN No ዘለዎ ።

3) ኣብ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበ ምዃኑ ዝተሓደሰ ሰርተፊኬት ዘቅርብ

4) ናይ ቫት/ትኦቲ/ ተመዝጋቢ ተኾይኑ ኣብ ዝመልኦ ዋጋ ምስ ቫቱ ሓዊሱ ክመልእ ኣለዎ።

5) በቲ ሞያ ዝሰልጠነ ምዃኑ መረጋገፂ ዘቅርብ

6) ካብ ተራ ቑፅሪ 1- 5 ዘለዉ መረዳእታታት ኮፒ ገይሩ ኣተሓሒዙ ዘቕርብ፤

7) ፕሮፎርማ ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ ክሳብ 23/03/2017 ዓ/ም ቅ/ሰዓት 3፡30 ኮይኑ ዕለት20/03/2017 ዓ/ም ቅ/ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ብዘለዎ ይኸፈት ተጫረቲ ብዘይምርካቦም ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጓጎልን

8) ዓመታዊ ውዕሊ ንምእሳር ፍቃደኛ ዝኾነ።

9) ካብ ዝተወሃበኩም ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መልእኹም ምቕራብ ኣይፍቀድን።

10) ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 26 መፂካ ምዉሳድ ይከኣል።

ኣጠቓላሊ ዉዕሊ

ኣነ በዓል ትካል ነዚ ዝተወዳደርኩሉ ሰዓራይ እንተኾይነ ነቲ ቤት ፅሕፈት ብዘይምጉልእላእ ብግዚኡ ሰሪሐ ከረክብ ሓላፍነት ወሲደ ተስማሚዐ ኣለኹ፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo