ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ናይ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ብናይ ስደተኛታት ፅዕንቶ ምንካይ ልምዓት ፕሮጀክት DRDIP ብዝተረከበ ድጋፍ በጅት ንምስራሕ ካብ ጠብያ ሰደር ናብ እንዳሰሰዉ መሰጋሪ ድልድል ሓድሽ ህንፃ ክህነፅ ስለዝተደለየ ደረጃ 8 ልዕሊኡን ብናይ መንገዲ ስራሕ ፍቃድ RC ወይ ናይ ህንፃ መንገድን ኮንስትራክሽን GC ሙሉእ ስራሕ ንምስራሕ ከምእዉን ኣብ ጣብያ ሙሴ ጥዕና ጣብያ ሐደ ብሎክ ምርመራ ክፍሊ ኦፒዲ በዓል ኣርባዕተ ክፍሊ ንምህናፅ ስለዝተደለየ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽራሮ

ፕሮፎርማ ምልክታ ጨረታ 

ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ናይ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ብናይ ስደተኛታት ፅዕንቶ ምንካይ ልምዓት ፕሮጀክት DRDIP ብዝተረከበ ድጋፍ በጅት ንምስራሕ ካብ ጠብያ ሰደር ናብ እንዳሰሰዉ መሰጋሪ ድልድል ሓድሽ ህንፃ ክህነፅ ስለዝተደለየ ደረጃ 8 ልዕሊኡን ብናይ መንገዲ ስራሕ ፍቃድ RC ወይ ናይ ህንፃ መንገድን ኮንስትራክሽን GC ሙሉእ ስራሕ ንምስራሕ ከምእዉን ኣብ ጣብያ ሙሴ ጥዕና ጣብያ ሐደ ብሎክ ምርመራ ክፍሊ ኦፒዲ በዓል ኣርባዕተ ክፍሊ ንምህናፅ ስለዝተደለየ ብህንፃ ኮንስትራክሽን BC ወይ ናይ ህንፃን መንገድን ኮንስትራክሽን GC ምስራሕ ፈቃድ ደረጃ 8 ልዕሊኡን ዘለኩም ኮንትራክተራት ብዝተዳለወ ዲዛይን እስፐስፊኬሽን መሰረት ሙሉእ ስራሕ ንምስራሕ አብ 2017 ዓም በጀት ዓመት አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

ኩሎም ረቆሒታት ኣማሊኡ ዝተሐተ ዋጋ ዘቅረበ ተወዳዳራይ ሰዓራይ ይከዉን

1 መስገሪ ድልድል ንተወዳደሩ ኮንተራክተራት ናይ 2017 ዓም ብናይ መንግዲ ፍቃድ RC ወይ ናይ ህንፃ መንገድን ኮንስትራክሽን GC ዘለኩም ከምእዉን ናይ ጥዕና ጣብያ ምርመራ ክፍሊ ኦፒዲ ድማ ብህንፃ ኮንስትራክሽን BC ወይ ናይ ህንፃን ናይ መንገድን ኮንስትራክሽን GC ዝተሐደሰ መረዳአታ ስራሕ ፍቃድ ኮፒ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ኮንስትራክሽን ብቅዓት መረጋገፂ ሰርተፊኬት ተኮናተራይነት ካርዲ ዘለዎ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ ቲን መረዳአታ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

4 ኣብ ተራ ቁፅሪ ሐደ ዝተቀመጠ መሰረት ናይ 2017 ዓም በጀት ብዝምልከቶ ዘርፊ ስራሕ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ኮፒ በቲ ዓዉዲ ከቅርብ ዝክእል

5 ብዝምልክቶ ስራሕ ፍቃድ መሰረት ቫት ዝተመዝገብኩምን ቫት ምዝገባ ኮፒ መረዳእታ ከተሓሕዙ ዝክእሉን ከምእዉን ናይ ወርሒ መስከረም ቫት ዲክሪሽን ወይ ቫት ሪፖርት ኮፒ መረዳእታ ከቅርብዝክእል

6 ቅድሚ ሕዝ እንተናአሰ ናይ ሐደ ፕሮጀክት ሰለሰተ ሚልዩን ልዕሊኡን ቅርሺ መጠን ዘለዎ ስራሕ ልምድ ኦርጅናል ኮፒን ካብ መንግስታዊ ወይ ሕጋዊ ካብ ዝኮነ ትካል ንሕድሕድ ዝወራረደሉ ፕሮጀክት ከቅርብ ዝክእል

7 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ኣብ ዝተዳለወሰነድ ኮይኑ ብትክክልን ብፁርን ብምምላእ አብ ሕድሕድ ገፅ ሽም ፊርማን ማህተምን ተገይርሉ ቅደም ሰዓብ ሰነድ ብምሕላዉ ብኣግባቡ ኣታዊ ዝገብር

8 ሰዓራይ ኮንትራከተር ብሰፐስፊኬሽንን ዲዛይንን መሰረት ዉዕሊ ስምምዕነት ካብ ዝአተወሉ ግዝ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 120 ተከታታሊ መዓልቲ ኣብ ግዚኡ ብፅሬትን ብፅፈትን ብዝምልክቶ ኣካል ተረጋጊፁ ርክክብ ክፍፅም ዝክእል

9 ክፍሊት ዝምልክተ ብናይ ኢትዩጰያ ብር ኮይኑ ሰዓራይ ዝኮነ ኮንትራከተር ዉዕሊ ስምምዕነት መሰረት ናይቲ ህንፀት ደረጃ ብባዕል ሞያን እናተረጋገፀ በቢደረጅኡ እናተለከዐ ኩሎም ናይ ክፍሊት ሰናዳት እንተማሊኡ ዝክፈል ይከዉን

10 ሰዓራይ ዝፍለ ኩሎም ረቆሒታት ኣማሊኡ ዝተሐተ ዋጋ ዝመለአ ሰዓራይ ይከዉን

11 ጨረታ ደኩምንት ካብ ዝተከፈተሉ ግዜ ንዳሓር ወጋ ፂኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ እንተናአሰ 45 መዓልቲ ይከዉን

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914259231 0912995394 0914776389

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo