ቤት ፅሕፈት ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍቲ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ንናይ መስተ ማይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍቲ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ

1 ናይ 2016ን 2017 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

2 መለለይ ከፋላይነት ግብሪ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ናይ 2016ን 2017 ዓም ዝተሐደሰ ከቅርብ ዝክእል

4 ከይዲ ጨረታ ብዛይኣግባብ ንምዝጋባዕ ዝፈተነ ብሕጊ ዝሐትትን ጨረታ ካይሳተፍ ክስብ ምእጋድ ስጉምቲ ዘስዕብ ምካኑ ክፍለጥ አለዎ

5 ሕድሕድ ሰነድ ጨረታ እንትምላእ በቲ ዝቀረበ ስፐስፊኬሽን ክምላእ አለዎ ናይ ባዕልካ እሰፐስፊክን ምእታዉ ኣይፍቀድን

6 ግልፂ ኣይኮነን ኢሎ ንዝኣምን ድማ ብኣካል ወይ ስልኪ ብምድዋል ክሐትት አለዎ

7 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ ወርሒ መስከረም 2017 ዓም ፀብፃብ ከቅርብ ዝክእል

8 መከበሪ ጨረታ 30000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

9 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ዝልቀቀሎም ሰዓራይ ዉዕሊ ም ኣሰረ ይከዉን

10 ሰዓራይ ዉዕሊ ክኣስረ ከሎ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ከትሕዝ ዝክእል

11 እቲ ሰነድ ክምላእ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ ኣይግባእን እንተሃሊዎ ክታም ክዓርፈሉ አለዎ

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 እቲ ቤት ፅሕፈት ጨረታ ምስተከፈተ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ከምእድለይነቱ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእለ እዩ

14 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ንበይኑ ተዓሺጉ ከቅርብ አለዎ

15 ሰነድ ጨረታ ዘይምለሰ 150 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍቲ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 3 ምዉሳድ ይከኣል አዩ

16 ሰነድ ጨረታ ዝሽወጠሉ ካብ 28/2/2017 ዓም ክሳብ 12/3/2017 ዓም ሰዓት 11:30 ኮይኑ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 13/3/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ዝከፈተሉ ዕለት ደማ 13/3/2014 ዓም ሰዓት 4:30 ይከዉን

17 ጨረታ ሰዓርቲ ፅሬቱ ዝሐለወ ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍቲ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ዘረክቡ

ንተወሰኪ ሐበሬታ 0914777388 / 0914385958

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo