ቤት ፅሕፈት ዞባ ሰሜን ምዕራብ ምምሕዳር ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናስን ምምሕዳር ንብረትን ንዞባ ሰሜን ምዕራብ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቁሑት ቢሮ ናይ አዳራሽ ወንበር ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ እትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ዞባ ሰሜን ምዕራብ ምምሕዳር

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ተሐደሰ ዋናን ቅደሕን ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ መቅረባይነት ካርድን ናይ ከፈልቲ ግብሪ መለለይ ቁፅሪን ዘለዎም ቅደሕ ገየሩ ከትሕዝ ዝክእል

3 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ መወዳእታ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ቅዳሕ ገይሩ ከቅርብ ዝክእል

4 ጨረታ ካብ 11 ሚያዚያ 2008 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 27 ሚያዚያ 2008 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ቤት ፅሕፈት ዞባ ሰሜን ምዕራብ ምምሕዳር ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 218 ክትወስዱ ትክእሉ

5 ናይ ጨረታ መክበሪ 4000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብዝትጋገፀ ቼክ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ጨረታ 27 ሚያዚያ 2008 ዓም ሰዓት 630 ተዓፅዩ 27 ሚያዚያ 2008 ዓም ሰዓት 830 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ምምሕዳር ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፀሪ 218 ይክፈት

7 ጨረታ ሰዓራይ ምካኖም ምስተገለፀሎም ድሕሪ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

8 እቲ ቤት ፅሕት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኵን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐወ እዩ

9 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344443868 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo