ቤት ፅሕፈት ትልምና ፋይነስን ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንአብያተ ቤት ግልጋሎት ዝዉዕል ንፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቁሐት : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምና ፋይነስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ

1 ናይ 2008 ዓ/ም በቢ ዘርፊ ስርሑ ዝተሐደስ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ ለካቲት 2008 ዓ/ም ሒሳብ ሪፖርት ከቅርቡ ዝክእሉ

3 መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩምን ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩምን ንኩሎም ዋና ምስቅዳሓ አታሓሒዙ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ዝተመለአ መቅረቢ ዋጋ ሰነድ ሐደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን ተቅላላ ሰለስተ ዝአሸገ ፖስታ ክቅርብ ዝክእል

2 መክብሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ 5000 ቅርሺ : ንናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ : Â ንፅሬት ኣቁሑት መክበሪ ጨረታ 500 ቅርሺ ኮይኑ ቫት ተመዝገብቲ ንዝኮንኩምን ዘይኮንኩምነ ክትወዳደሩ እትክእሉ ምካንኩም ቫት ተመዝገብቲ ንዘይኮንኩም ድማ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰÂ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

3 ናይዚ ዝርዝር ዝሐዘ ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምና ፋይነስን ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንመሳርሒ ፅሕፈት ዘይምለስ 100 ቅርሺ : ንፅሬት ኣቁሑት : ኤሌክትሮኒክስ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 10/08/ 2008 ዓ/ም ክሳብ 26/ 08/2008 ዓ/ም ሰነድ ጨረታ እናዳመፃኩም ክትወስዱ ትክእሉ

4 ጨረታ ሰነድ 26 ሚያዝያ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344442755 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo